Jstudio ~| 13 መጋቢት //ህወሓት ንፊደራል ኣጠንቂቑ። ጌታቸው ኣብ ኣዲስ ኣበባ። “መንግስቲ ይፈርስ ኣሎ” ውድባት ትግራይ። ውግእ ጽርግያ መቐለ~ወልድያ

Spread the love

Jstudio ~| 13 መጋቢት //ህወሓት ንፊደራል ኣጠንቂቑ። ጌታቸው ኣብ ኣዲስ ኣበባ። “መንግስቲ ይፈርስ ኣሎ” ውድባት ትግራይ። ውግእ ጽርግያ መቐለ~ወልድያ

Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UC5Ow-dYfjJAK4uaNhPD8fHw/join
support Jstudio https://donorbox.org/support-our-channel-j-studio
website Jstudio https://jstudio.online/

#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three YouTube Channels…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave a reply to @biynyamabrhatesfahunegh2 Cancel reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 3   +   4   =  

37 Comments

  1. ሽውላል ሓባል ወያኔ ኽትጠፍእ እንተላ ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ክምለስ እዩ።

    ደ/ፅይዮን ብፍርዲ ኽሕነቅ ቶሎ ናይ ሓርነት ዕድል ክህሉ ይኽእል!

    ቁሸት አድዋ ትግራይ ካብ ምቁጽጻር ክእለ ቶሎ ኣድና ቅንዕ ኽብል እዩ! ጉጅለ አደመ ን አድዋን መሳርሒ ሻዕብያ እዮም።

    ናይ ሻዕብያ ኣይነት ነፃነት ንህዝቢ ትግራይ ኣይንምነን፤ ህወሓት ግን ናይ ሻዕብያ ኮፒ እያ። 50 ዓመት ዘጽነተቶ ናይ ህዝብና ህልቂት ይኣክል!

    ዛጠምባር ሓባል በላኢት አዕላፍ ነፍሲ ዝኾነት ህወሓት ታብ ህዝብና ርእሲ ክትወርድ ተላ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ትግራይን ሠላም ይረክብ!

    ስርቂ ወርቅን ማዕድንን ዘስከራ ደንቆሮ ደፋኢ ድንኩላት ዝመርሕዎ ፖለቲካ ትግራይ መጥፊእኣ እዩ።

    ደንቆሮ ደ/ፅዮን ወዲ ሠራየ ሻዕብያ ኸይትውቃእ ህዝቢ ትግራይ ሻዕብያ ኸድሕን ንጽንተት ይዳርጎ ኣሎ። ዝጨናዊ መኣኮሩ ዘይሕብስ መራሒ ትግራይ ንምዃን ብቁእ አይኮን። እንዳኾብኾበ ኽኣ ናብ ጽንተት ኣእትዩና እዩ። ይኣክል ናይ አድዋ እብለላን ስርቅን ኣብ ልዕሊ ትግራይ!

  2. ተኽለወይኒ ዝብሉኻ ደ/ፅዮን ምኽንያት ፅንተት ትግራይ ኢልካዮ
    እዚ ኣዝዩ ዘሕዝንን ዘይ ትግራዋይን ሰነልቦናዊ ዘረባ እዩ፡፡
    ደብረፅዮን ኮነ ናይ ሽዑ መንግስቲ ትግራይ ወይውን ህወሓት ምኽንያት ፅንተት ትግራውያን ኣይኮኑን፡፡
    ትግራውያን ዝፀነትና ትግራውያን ብምኻና ጥራሕን ጥራሕን እዩ፡፡ ምዕራባውያን ብኹለመዳያዊ ጥንካረ ትግራውያን ውድባት ትግራይን ብፍላይ ውድብ ህወሓት ምኽንያት ኣብ ኣብ ኢ/ያ ዋላውን ኤርትራ ኾነ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝደለናዮ ዓይነት policy ኽንተኣታቱ ሓሻኽራትና ኣብ ስልጣን ኽነቅምጥን ስለዝኸብደና ውድባተን ሓዊስካ ትግራውያን ካብገፅ ምድሪ ኽጠፍኡ ኣለዎም ብምባሎም ኹሉ ዝኽእሉዎ ሓገዝ ጌሮም ኣጨፍጪፎሙና፡፡ ኢ/ያ ኢ/ያ ኾይና ንኽትቅፅል ዘኽእሉዋ መሰረት ስልጣነ ባህሊ ቋንቋ ዜማ ፊደል ወዘተረፈ 100% ናይ ትግራውያን ብምኻኑ እዚ ናይ ኢ/ያ ኾይኑ ንኽተርፍ ትግራውያን ኽፀንቱ ስለዘለዎም ጌሮሞ፡፡ ሻዕብያ በቲ ዶንቆሮ ኣተሓሳስቡኡ ዝቋፀሮ ቂም ንኽዋፃእን ገለ ብትግራዋይነቶም ብኣኽሱማውነቶም ዝጠራጠሩ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ ሓዱሽ መንነት ኤርትራውነት ንምትካል እቲ ባዓልዋና ቋንቋ ትግሬኛ ዜማ ስነ ፁሑፍ ንነ ጥበብ ወዘተረፈ ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ኣፅኒትካ እቲ መግለፂታት ስልጣነን ኹሉ ነገራትን ንምብሓት ኣብ ጥፍኣትና እጅግኦም ሰብሲቦም ተሳቲፎም፡፡ እዚ እዩ እቲ ሓቂ ሃቶውቶው ረብሓ የብሉን

  3. ተኽለወይኒ ዝብሉኻ ደገፅዮን ምኽንያት ፅንተት ትግራይ ኢልካዮ

  4. ጭጉራፍስያ ባዕላ ወቂዓ …እዩ ናይ በዓል ደብረ ፅንተት ነገር. ማለሊት መናእሰይ ከይወዳእኹዎም ህዝቢ ከይ በተንኩ ኣይዓርፍን ማለታ ብኢሱዋሎ:
    ዮሴፍ ድማ መጉሃሪ ሓዊ ኢኻ:

  5. እዞም ለያቡ ናይ ቢዝነስ ጉጅለ ታሪኽ ህዝብን ውድብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ንምዝኽኻር እቲ ንኢድዩ ንኢህኣፓን ጀብሃን ዝገረፋ ሓለንጊ ህዝቢ ትግራይ ተገሪፎም ብትንትኖም ክወፁ ኣለዎም !!

  6. ሕጋዊ ቤት ምኽሪ መን ድዩ አፍሪስዎ ህዝብኻ ኪሒድካ ፌደራልዩ ዝሸመኒ ምስ ፌደራልካ ኪድ ኩሉኹም መራሕቲ አይተድልዩናነ

  7. ደብርጸን ኩናት ዘይጸግብ ሰብ ኢዩ ንገታቸው ባዕሉ ን ብሪቶርያ ሰዲዱ ሕጂ ድማ ከዲዑ ይብሎ ።ካብ ታሪኽ ዘይምሃሩ እቲ ዝገርም ግን ኣብ ጥሕቲ ኢትዮፕያ ክልል ምኻኖም ዝዘንግዑዎ ኢዮም ዝመስሉ
    ኣቢ ዶብ ክሕልዎ ኢየ ተሉ ዝገብትዎ የለን ወይለካ መንእሰይ ነብስኻ ሓሉ 👉ኣብ መወዳታ ኣይከሰርናን ክብሉካዮም ዊስኪ እናሰተዩ 👈

  8. ክክክክክ 2020/2021/2022/2023/// ደኩተር ደብረፅዮን// ሕጂ ካኣ ደብረፅዮን ደናቁር አርትራ ኢሳያስ ከዉርድልኩም ስለ ዝደለኩም እዩ ቅድሚ ሕጂዉን ትግራይ ትዕወት ትብሉ ዝነበርኩም

  9. ጌታቿው ከልቢ ብየናይ ኣስናኑ ክነክስ እዝ ባንዳ …መንጥልዎ ምስቲ ጠላም ጀነራል ጻድቃን ክእለዩ ኣለዎም : ንትግራይ ክሕደማ እዮም
    TDF ስግምቲ ክወስድ ኣለዎ ምስ ኤርትራ ስርሑ : ክሉ ብሰላም ፍትሕዋ
    ሰላም ንትግራይ

  10. ህዝቢ ትግራይ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ልዕሊ ፀገሙ ካሊዕ ፀገም ኣየድልዬን ሰላም ጥራሕ ሰላም እዩ ዘድልዮ በይዛኩም ካብ ስሚዒታውነት ወፂእኺ ንህዝብኩም ክትብል ህድእ ኢልኩም ተላዘቡ

  11. እዞም ተቃወምቲ ውድባት ኢና ዝብሉ ንስልጣኖም ጥራሕ ዝጭነቁ በር ንህዝቢ ዝቆሙ ከምዘይኮኑ ብተግባር የርእዩና ኣለው።