Jstudio || ምስጢራት ግብጺ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ! ትግራይ ከም ቃዛ

Spread the love


Jstudio || ምስጢራት ግብጺ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ! ትግራይ ከም ቃዛ


Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UC5Ow-dYfjJAK4uaNhPD8fHw/join
support Jstudio https://donorbox.org/support-our-channel-j-studio
website Jstudio https://jstudio.online/

#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three YouTube Channels…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave a reply to @ghenettedla3742 Cancel reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 8   +   10   =  

48 Comments

  1. ናይ ብርጌድ ናሓመዱ ናይ ፖለቲካ አታሓሳስባ እቲ ናይ ጆሲ ትንተና እንተኾይኑ ናይ ብርጌድ ናሓመዱ ፖለቲካ ከይተወለደ ዝሞተ ምኻኑ ንዝኾነ ግልጺ እዩ ። ብርጌድ ንሓመዱ ብዛዕባ ሕወሓት ዝህብዎ ዘለው ግምገማ ፍጹም ጌጋ እዩ ። ብዛዕባ ናይ ሕወሓት መርገጽን አካይዳን አይኮነንዶ ብርጌድ ንሓመዱ ጌታቸውን እንተኾነ ካብቲ ውድብ ካብ ዝእለ ጀሚሩ ዝፈልጦ ሓቂ የልቦን ። ጌታቸው ዝዛረቦ ኩሉ ሓቂ ዘይኮነስ ፀለመ ፣ ሓሶትን ጠቀነን እዩ ። ጆሲ ንሕውሓት ንክትመክር ምፍታንካ ናይ ዓሻ ድፍረት እዩ ። ፖለቲካ ትፈልጥ መሲልካ እንተኾይኑ ዜሮ ። ናይ ፖለቲካ ሀሁ እውን እትፈልጥ ሰብ አይኮንካነን ። ናትካ ፖለቲካ ስምዒት ጥራሕ እዩ ። መሬት ኤርትራ ንምሻጥ አብ ጎንና ደው በሉ ኢልካ ክትዛረብ ቁሩብ ሕንኽ አይትብልን ? ሸውዓተ ሃገራት አብ ጎኑ አሰሊፉ ዘይሳዓረ ፣ ንፋኖ ክስዕር ዘይካአለ ፣ ንኦነግ ዘይሳዓረ ሃይሊ ዘይፍለጥ ዓቅሚ ከምዘለዎ ገይርካ ምቅራብካ አብ ሓቂ ዘይኮነስ አብ ስምዒት ጥራሕ ከምዘለኻ ዘርድእ እዩ ።

  2. ጆሲ ታሊባን ምስ መን ገጢሙ እዩ ሲዒሩ ። ምስ ኤሜሪካ ገጢሙ እዩ ። አብ ጎኒ ኤሜሪካ ኸ መን ነይሮም ? ግን ኤሜሪካ 20 ዓመት ተዋጊአ ተሳዒራ ። አብ ሑሉፍ አብ ጎኒ ደርጊ ባዓል መን ነይረን ? ዓባይ ራሻ ፣ ኩባ ፣ ሊብያ ወዘተ ግን ደርጊ ተሳዒሩ ። ወሳናይ እቲ ዝዓጠቅካዮ መሳሪያ ወይካዓ አብ ጎንኻ ብ ዘለዋ ሃገራት አይኮነ ን ። እቲ ናይቲ ኩናት ፍትሓውነት እዩ ሳዓራይ ክትኸውን ዝገብረካ ። ደገፍቲ ሃገራትን ዝዓጠቃካዮ መሳሪያን እቲ ኩናት ክናዋሕ ጥራህ እዩ ዝሕግዝ ። እቲ ኩናት ክናዋሕ ኮሎ ኻዓ ቀዲሙ ዝሳላቾ እቲ ፍትሓዊ ዘይኮነ እዩ ።

  3. ጆሲ ናይ ኢሳያሰ ስርዓት ንምፍራስ እቲ ናይ ብርጌድ ናሓመዱ ቀዳማይ ሕሪያ ገይርዎ ዘሎ መጻምዲ ናይ ኢሳያስ ፣ ናይ ለማ ፣ ናይ ገዱ ወዘተ ጌጋ ብዝዓበየ መንገዲ ምድጋም ከምዘይኮነ እርግጸኛ ክኸውን አይኽእልን ። ዳአኳ መሬት ንኽውረር ደጋፋይ ንምዃን እቲ ሎሚ ዘርእዮ ዘሎ ውግንና መረጋገጺ ገይርካ ዘይውሰደሉ ምክንያት የልቦን ።

  4. ኣብ ኤርትራ ፈደረሽን ኣብ ግዝየ ንጉስ ሃይለስላሰ ክፈርስ
    ኮሎን

    ሕጂ ኣብ ግዝየ ህ ግ ደ ፍ
    ኣብ ማእከል ከተማ ኣስመራ

    ብወግዒ ካብ ሕጂ ንደሓር
    ምስ ኢትዮዽያ ተደሚርና ኢና

    ምስ ኢትዮዽያ ኣንድነት ኢና
    ሓደ ሃገር ኮይና ኢና ምባል ብወግዕን
    እንታይ ፍልልይ ኣለዏ መብርሂ
    የድሊ ብምንጽጻር
    ጆሲ

  5. ኤርትራውያን ብሰንኪ ወዛል ዝኾነ መሪሕነት ህግደፍ ብሰንኪ ዲፕሎማሲ ንዓሰብ ከይከሰርናያ ከምዘይ ንተርፍ ዩ ዝረኣየኒ ካብ 2018 ጀሚራ ትርደኣኒ ዝነበረት ያ በቃ።