መዕለቢ ፖለቲካ ትግራይ እንታይ እዩ? #lazatigrigna #TPLF

Spread the love


መዕለቢ ፖለቲካ ትግራይ እንታይ እዩ? #lazatigrigna #TPLF


#lazatigrigna #TPLF#tigrayans
Explore the evolving political outcome of Tigray in this insightful discussion. What lies ahead for the region’s political stability and governance? Discover the latest developments, expert opinions, and key factors shaping Tigray’s future. Stay informed about the region’s recovery journey, challenges, and…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave a reply to @zerugebrekidan3970 Cancel reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 10   +   1   =  

5 Comments

  1. ወዲ መረሣ; በዚ እንተቐፂልና ክንፀንት ኢና ትብል ኣለኻ; ብቓልሲ የኣምን እየ ትብል ብካልእ ወገን ድማ ሚራክል ክፍጠር ተስፋ ትገብር ኣለኻ:: ንሕና ኮ ዝገርመና ክንደይ ሓሞቱ ዝተዘረገ ወለዶ ኣለና ማለት እዩ? ማሕበር ገስገስቲ ብሄረ ትግራይ ማገብት እኮ 6 ወይ 7 ሰባት እዮም ከይጣለሙ ተመሓሒሎም ጀሚሮማ:: በዚ ሎሚ ዘበነ ቴክኖሎጂ ኣብ ፍርቂ ሰዓት ኣማኢት ኣሻሓት ህዝቢ ክተሳትፍ ትኽእለሉ ዘበን: ምህሮ ዝበዝሐሉ ዘበን ህወሓት ኣብ ኢትዮጵያ ሙሉእ 1 ን5 ውሽጣዊ ስርዒት ፈጢሩ ድሒሩ ክንደይ ዓወት ኣመዝጊቡ:: ስለዚ ሎሚ ብልሓት ናይ ቃልሲ እንተጠፊእኩም; እንታይ ደኣ ሞ ክግበር ሱቕ ኢልካ ምፅናት እዩ እምበር ካልእ የለን::