
TMH – “ዕደና ጠጠው ንምባል ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ እዩ፣ህዝባዊ ዓመፅ ኣየድልን” ም/ፕሬዝዳንት ሌ/ጀ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
TMH – “ዕደና ጠጠው ንምባል ፍሉይ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ እዩ፣ህዝባዊ ዓመፅ ኣየድልን” ም/ፕሬዝዳንት ሌ/ጀ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ
#tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrignaNew #negaritzena
Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UCBvvcSYeDriczyImdI1qZWw/join
For TMH Membership…
source
Reviews
0 %
Jenanu
With all problems out people should stand and support the interim government! We have to save our people form slavery of Debretsion group TPLF !
Tsadkan chika and leba bezitewedebe melkie nibret Tigray, biflay dima Hizbi zoba Shire. Hizbi zoba Shire teleal belom netom leyabu. Kab tsadkan chika meftehi aititsebe.
W/selassie cheka hatafi
ህዝባዊ ዓመፅ አየድልን ኢልካ ጀነራል ፃርቃን ሓቅካ ኢኻ ግን ግብሪ ሓይሊ አጣይሽና አለና ማለት አነ ዝርደአኒ ብሽመልስ አብዲሳ ዝስልጥኑ ዘለው ተጋሩ አብ ዝዋይ እስካብ ዝመፁ ዲካ ትብለኻ ? ወይ ካብ ልብካ ንህዝብን ዓድን ሓሲብካ
መንግስቲ መንግስቲ ታይ ይብል ኣለሎ ኣየን መንግስቲ እዩ? ኣሕሕሕ
ታይ ክገብር ትዕድምዎ አዚ ጀልጋግ።
ዘረባ ጥራሕ
Tsadkan kem alula leba eyu
መሬት ትግራይ በረኻ የቡሉን።እቲ ማእድን ዝወጽእ ወይ ግራት ገምጥልካ ወይድማ ገዛውቲ ገምጥልካዩ ዝኸውን።
ስለዙይ ህዝቢ አወግድካ ዝወጽእ ማእድን ምስ ሐዚ ዘሎ ናይ ምሕደራ ችግር ደምርካ ትግራይ መልኣ ትጠፍእ ማለት ዩ።
ትማሊ ስም ትግራዋይ ጁንታ ነይሩ ሎሚ ድማ ስም ትግራዋይ ኮብላይ ይበሃል።
እዙይ ማለት ትግራይ ናይ ጽንተት መንገዲ ሕዛ ክሻብ ሐዚ ብዙሕ ተጓዕዛ አላ።እቲ ጉዕዞ ድማ ፍጥነት ዘሎዎ ዩ።
ክሻብ ሐዚ እቲ ናይ ጥፍአት ጉዕዞ ዝዓግቶ ሓይሊ የለን፡ ትሪኦ ተስፋውን የለን።ካብ አምላኽ ግና ተስፋ አይቆረጽናን።
እዚዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ከምቲ ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ዉሳነ ዕደና ወርቂ ጠጠው ይበል ምስ ግዝያዊ መንግስቲ ኮይና ነገራት ብሰላማዊ መንገዲ ንቃለስ ይከኣል እዩ ።
ትኽክል
ኣታ ሰብኣይ መንግስቲ መንግስቲ ኣይትበል ረሳሕ ጠላም ከዳዐ 😢😢😢
መን እዩ ትመንጉስቲ?. አቶ ጻድቃን?.
Giosder midya
መበገሲ ኲናት ትግራይ ብወጻእተኛታት ይኹን ብፀላእቲ ትግራይ ዝኩሉ ግፍዒ እተፈፀመ ንዚ ወርቂ እዚ ንምዝራፍ ንምጒሓል እዩ ነይሩ ።እዚ ኩሉ ሰሙንዶ ክልተ ሰሙን እናተባህለ ዝዋሃብ ዝነበረ ናይ ጆኖሳይድ ዕድል ትግራይ ሃይ ዝብል ወለዶ ከይህልዋ ንብርበራ ምችውቲ ትግራይ ንምፍጣር እዩ ነይሩ ሕጂ ድማ መልክዑ ቀይሩ ብተወለድቲ ዓዲ ብሙስና ገይሮም የፈጽምዎ አለው ።ንዚ ንምግታእ ፈለማ ናይ አርሚታት ምቅይያር ይገበር ተወለድቲ እቲ ከባቢ ድማ አብዚ ከባቢ ዘለዋ ማሽናት ከቃፅለን አለዎ ንታሪኽ አባኣ መኺኸን ይቅረያ ማዓንጣና ይተታዕ ሓሙትና ይምረር ንወስን ዕድል ጊዜን አይንሃብ ።
Abyi midya 666
ማኣከላይ መንግሰቲ ዕደና ከም ዝገብሮ ባዕሉ ይኣምን ኣሎ 7% ክህበና ኣለዋ ንጠይቆ እናበለ ጀ/ል ፃርቃን ግን ህዝቢ ብሓይሊ እተጀሚሩ መጨረሻና እንታይ ምዃኑ ኢሉ ኣይፍለጥን እናበለ የፈራርሕ ኣሎ ። እዚ ግዝያዊ መንግሰቲ እዚ እድ ሰለዘለዋ መፍትሒ ክፍጠር ድልየት ዘይብሉ ምዃኑ ኣሰተዉዕል መንእሰይ ።
ፃድቃን ባንዳ ነዚ ህዝባዊ ዓመፅ ጠጠው ኣብለለይ ኢሉ ድዩ ኣብይ ኣሕመድ ኣዚዙካ?
ነዞም ህዝቢ ትግራይ ዝጠለሙ ከዳዓት ጊዜ ኣይንሃቦም!
ፃድቃን ገብረትንሳኤ ዝበሃል ከዳዕ ውዕል ፕሪቶርያ ብግቡእ ይተግበር ኢልካ ምጥያቕ ከምወንጀልን ምፅሕታር ውግን እዩ ብዝብል መፈራርሒ ህዝቢ ትግራይ ርእሱ ኣድኒኑ ተሰኩኑን ሓደነቱ ተዘሪጉ ንኽነብር ምስ ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ብኻልእ ወገን ድማ ሓይሊ ምክልኻል ትግራይ ፈሪሱ ምስ ምክልኻል ሰራዊት ኢትዩጵያ ተሓዊሱ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ንኽፍፀም ምስ ኣብይ ኣሕመድ ብምምሽጣር ህዝቢ ትግራይ መወዳእታ ናብዘይብሉ ውግእ ከእቱ ይፅዕር ኣሎ። ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ተጋሩ ወታደራዊ ክኢላታት ብኣብይ ኣሕመድ ዝተረሸኑን መብዛሕትኦም ሃለዋቶም ምጥፍኡን ንዘለአኣለም ዘይርሳዕ ሓዘን ተሸኪምና እናሃለና ንቶም ዝተረፉ ጀጋኑ ተጋደልቲ TDF መሊስና ንኣብይ ኣሕመድ ነረክቦም ምባል ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘደንግፅን እዩ። ፃድቃንን ኣብይን ናይ መወዳእታ ዕላምኦም ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኣድኪምካን ኣድኪኻን ኣብይ ኣሕመድን ዒሚራት ዓረብን ብሓይሊ ጨፍሊቖም ዝገዝእዋ ኢትዩጵያ ምፍጣር እዩ። ከዳእ ፃድቃን ገንዘብ እንተረኺቡ ዋላ ደቁ ካብምሻጥ ንድሕሪት ዘይብል ስሱዕ ሓሰማ 🐖 እዩ።
ጅ/ፃድቃን ብዓቢ ኣኽብሮት ተግባርን ቃልን ናትካ ሰማይን ምድርን ኮይኑና😢😢 ብኽብረትካ ካልእ ጆኖሳይድ ከይተምፃሉ ነዚ ህዝቢ 😢😢😢 ውረድ #GSTS ውክልናኹም ቀይሩ ወይ ኣልዕሉ ብታሪኽ ታሓተቲ ኢኹም😢😢😢😢
ጀጋኑ ተኮይኖም ሻዕብያን አምሐራን ካብ ምዕራብ ለየዉፅኧዎም ህዝቢ ታይገይሩዎም ይቅተልዎም ንየዉ በልዎም ዞም ደደባት
ጒድ ገይርኲሙዎ ህዝብና ሰለ ሰልጣን ትጨቃጨቊ ከምዚ ሐያል ችግር ተሸኪምዂም
Banda messengers selfish power and money lovers they divided tigray citizens so they can get power and power unforgettable mistake against incent tigray citizens those banda messengers they saved by tigray citizens those killers banda messengers 7000 tigray people refugees living in Sudan suffering and displaced from their own house in their own home Land and same serviaver they lose their legs eyes and hands suffering from living cost no hope no medication attention Getachew Reda and his politicians they want election to make sure to stay on power and get money tigray people by criminal business organisation looting and divided tigray drug alcoholic smoker/shisha toxic what ever they call it to get their own pockets to get rich Getachew Reda and his politicians banda messengers selfish power and money lovers you will pay heavy price for their life on their own children free independent tigray people soon God will God bless weyaney tigray TPLF all tigray people stand together with Doctor Debretsion original president tigray original leaders man 💪💪💪
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂