
TBS TV| ንፖለቲካ ፀገም ትግራይ ዓመፅ መፍትሒ ይኾን ዶ? ኣመኽንዮ ብ ኤርሚያስ ኣርኣያ | Ameknyo By Ermias Araya
TBS TV| ንፖለቲካ ፀገም ትግራይ ዓመፅ መፍትሒ ይኾን ዶ? ኣመኽንዮ ብ ኤርሚያስ ኣርኣያ | Ameknyo By Ermias Araya
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tigray #habesha #tbstv #ethioforumኢትዮፎረም #news #viralvideo#tblf #tdf #debretsiongebremichael #getachew_reda…
source
Reviews
0 %
User Score
0 ratingsRate This
Sharing
Tags
abel gushasena tvDebretsion Gebremichaeldedebit tvdw tvebs tveritrea newseritrea tigray conflictetvHumeraNew tigray tv stationprivate tv station in tigrayTBS TVtigrai broadcasting servicetigrai onlinetigray broadcasting servicetigray media networktigray musictigray newstigray news todaytigray tplf newstigray tvtigray tv news todaytigrigna newstilahun tafereቲቢኤስትግራይትግራይ ሚዲያ ሃውስትግራይ ቲቪትግራይ ዓደይትግራይ ዜና
45 Related Posts
Related Posts
Sheep farming Village #agriculture #farming
0
reactions
2
views
Key Socio-Economic Decisions at the 38th AU Summit
0
reactions
1
views
ትዳር እዲሳካ ባል የወንድ ጠረን ሊኖረው ግድ ይላል‼️| EthioElsy | Ethiopian
0
reactions
3
views
እያደር ጉድ ክፍል 14 | ምርዕፍ 2 | new Ethiopian drama 2024
0
reactions
2
views
ጀነራል ፃድቃንን ጌታቸውን ልኡኻት ብልፅግና እዮም። እታ ን800 ዓመታት ደም ትግራዋይ ሰትያ ዘይትፀግብ ኢትዮጵያ ሓዲጎም ምስ ኤርትራ ሰላም ከይፍጠር ዝሰርሑ ከም ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ውሽጥና ኮይኖም ዝሰርሑ እዮም። እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኢትዮጵያ ዝሰርሐቶ ሕማቕ ገበን ኩሉ ናብ ኤርትራ እዮም ዘጣብቑላ። ሎሚ ወርቂ ትግራይ ብኢትዮጵያ እናተጓሕጎሐ መዐደጊ ድሮን ይኾን ኣሎ። ኮይኑ ግን እንዳ ገብሩ ጎጃሜ ኣብ ዘይወዓለቶ ንኤርትራ የጣብቑላ። ተጋሩ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብረብሓ ትግራይ ኢና ክንምዝኖ ኣለና። ኤርትራ ምስ ትግራይ ዘሎዋ ጎነፅ ዶባዊ እዩ። ዶብ ብውሳነ UN ክጠረር ጥራይ ይሓቱ። ከም ኢትዮጵያ ትግራይ መፂኦ ዕጥቅኹም ፍትሑ፣ ኢድኩም ሃቡ፣ ባንክኹም ኤሌትሪክኹም ወርቅኹም ቴሌኹም ክንቆፃፀር ኣይደልዩን። ኣይደልዩን ጥራይ እንተይ ኮነስ ኣይሓልሙዎን። ስለዙይ ብዓይኒ ረብሓ ትግራይ ካብ ግዝኣተ ኢትዮጵያ ናፃ ምውፃእ፣ ምስ ኤርትራ ሰላም ምፍጣር ወሳኒ ጉዳይ እዩ። ምስ ታሪኻዊት ቀንደኛ ፀላኢት ኢትዮጵያ ምስላፍ ግን ውድቀት ትግራይ እዩ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉😂
Absolutely. Genuinely you express it in a good way. I thank you so much
There should be equal distribution of economy and democracy are vital for development of a nation but Tigray there was localism economy distribution and localism political Upper hand was under TPLF
ጽቡቕ ኣቀራርባን ኣመክንዮን🎉
እቲ ሓቂ ድሑር ኣተሓሳስባን ፖለቲካን ናይ ውልቀ ሃፍቲ ን ጉጅለን ብምግባር ትግራይ ናብዚ ሐዚ ዘለናዮ ውድቀትን ውርደትን ዘብፀሐና ድሑር ጉጅለ እዩ
Gabez❤❤❤
ብምኽንያት ስለ ዝትአምን ብጣዕሚ ኢኻ ትምቸወኒ
ተጋሩ ብጃኹም እንዶ ኩነታትኩም ኣማዓራርዩ ክልተ ህወሓት ዝብሃል የለን ። ካብ ብሃሊኡ ደጋሚኡ ኣይትኹኑ ትግራይን ህዝባን ጠሊሞም ንረብሕኦም ዝሸፈቱን ህወሓትን በሉ ። ጽባሕ ጸሊም ታሪኽ ሐዲግኩም ከይሓልፉ ንሓቂ ፍትሕን ርይዕን ሸጥ መዓንጣ ሞጉቱ ምስ ጠላማት ኣይትጸለዉ ሓደራኹም ወዳሓንኩም !!!