
TBS TV| መንበሪ ስኢንና/ ግ.ም.ት ከም ገበን/ ህወሓት ንመን ቀሪባቶ ንመን ሪሒቃቶ/ ንኣርሚ 60 ከም ኣርሚ ኣይውክልን/ ዛንታ መም ገ/ሃወርያ በላይ
TBS TV| መንበሪ ስኢንና/ ግ.ም.ት ከም ገበን/ ህወሓት ንመን ቀሪባቶ ንመን ሪሒቃቶ/ ንኣርሚ 60 ከም ኣርሚ ኣይውክልን/ ዛንታ መም ገ/ሃወርያ በላይ
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray #ትግራይ #tigray #habesha #tbstv #ethioforumኢትዮፎረም #news #viralvideo #Armi_Tdf
#tbstv #tigraibroadcastingservice #ቲቢኤስ #tigrai #tigray…
source
Reviews
0 %
ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይዛአመነ ማይ ልዘገነ ኢዩ ክወርድ አለዎ .
ብጌታቸው ዝምራሕ ግዚያዊ ምምሕዳር ኣብ ትግራይ ሰላም ሰፊኑ ህዝቢ ትግራይ ተረጋጊኡ ኣብ መረበቱ ብሰላም ክነብር ድሌት እንትዝህልዎ ምስ ብፆቱ ብሓሳብ ምርድዳእ መቐደመ : ናይ ብልፅግና ተኣማኒ ሓሽከር ካብ ምኻን ዝተፈናቐለ ህዝብን ግዝኣታዊ ሓድነት ትግራይ ክምለስ ምርድዳእ ክንዲምፍጣር ከስርሑኒ ኣይካኣሉን እንዳበልካ ብፆትካ ምፅላም ለውጢ ከይኮነ ነውጢ ንኽፍጠር ድሌት ብልፅግና ኣብምምችቻው ዝርከብ ግጉይ ኣካይዳ እዩ:;
እንኻዕ እግዚኣብሄር ብሰላም ኣትረፈካ ! በኣርሚ 60 ሹም ዝንግዱ ንሰላማዊ ሰባት ዝድብድቡ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዎም:: ጊዜያዊ መንግስቲ ይደግፍ ይንቀፍ ናይ ውልቂ መብቱ ደኣምበር ሓሰር መከራ ክበፅሖ ዘይግቡእ ናይ ፀላእቲ ተግባር እዩ:: ናይ ፋሽሽቲ ብልፅግና ምርኮኛ ሰራዊት ተንከባኺብካ ናብቱ ገበን ንኽፍፅሙ ዝሰደዶም ኣብተሰደድሉ ምሳ ንተጋደለ ጅግና ተጋዳላይ ምግፋዕ ነውሪ እዩ,::
ዘሕዝን
ግዚያዊ መንግድቲ ክድገፍ የብሉን ክውቀስ ዝግባእ ኢዩ
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤
ፍትሒ
እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ሓወይ መዓረይ እግዚአብሔር ህወሓት ትብሃል ውድብ የጥፈአልና 😢😢😢
ሙሁር ብደንቆሮ ክውቃዕ የሕምም
ህዝቢ ተምቤን ሂወቱ ንብረቱ ጥሪቱን ከፊሉ ዛድሐኖም ሸፋቱ ዓድዋ ውርደቶምን ሞቶምን ቀሪባ እያ።
ዋይይ እኒካ ተርባዕባዕ ናይ አምሓራ ዘርኢ ግዲ አለዎ እዩ፡፡ ነቲ ጀግና ዋሕስ ህዝቡ ዘኮነ ሰራዊት ትግራይ ንምፅላምስ እዚ ኩሉ ሃወትወት፡፡ ድራማማ ይአክለና ባንዳ ዕሱብ ኢካ መን ክሰምዐካ እዩ፡፡
ብሰንኪ ሓአደ ክልተ ሰራዊትና ሽሙ ባዕልና ነጥፍኦ ከም ንፀልኦ ኣለና ብቅትሪ መዓልቲ ዝቀተልዎ ሰብ ይፈልጥ እየ ኣነ ዘይ ተዓደለት ትግራይ
ኣይ ዓርሚ 60?????????
ጀግና ሓውና ፀረ ጨቆንቲ!
ኢሳያስን ኣብይን ኣብ ትግራይን ተጋሩን ታይ ይገብሩ ነይሮም ??? ነቲ ደቁን ባዕሉን ዝተጋደለ ህዝቢ ተንቤን ነቲ ፅላል ለኮነ ነቲ ሃፋቱይ ንብቱይ ዝሃበ ውዕለቱኡ እዚ ኮይኑ ውዕለቱኡ ብጣዕሚ የሓፈር የሓዝን ካብ TDF ናይ ናይ ካድረታት ህውሓት ተለኣኣክቲ ኮይኖም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብፋላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ተንቤን ከምዚ ዓይነት በደል ኣብ ዝሓለፈ 27 ዓመት ብዘይ መብራህንት ማይን መሰረተ ልምዓት ዝተበደልዎ ክንዲ ምክሓስ እዚ ኮይኑ ኢዶም ! ዳያስፓራ ናማን ድዩ ልህዝቢ ልቃለስ ነይሩ ?? ሓዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ግፋዒ እላበፀሓ ታይ ማለት እዩ ብማዕዶ ምርኣይ ዓገብ ዓገብ ክበሃል የብሉን ድሓረ ደም ከይንነብዕ ዋይ ዋየ ከይመፅእ ናይ ትግራይ ጆኖሳይድ ከም ህማም ሕርሲ ክርሳዕ ዶ ይኮን ??? ጆኖሳይድ ጆኖሳይድ እላበልካ ትጭርሕ ዝነበርካ ዳያስፓራ ታይ እማ ኣማይ ልኣተወት ኣንጭዋ ኮንካ ???
ትግራይ ዓዲ ዓመጽ፣ ዓዲ ሸፋቱ ምኾና የሕዝን፣ ለካ መለስ ኢዩ እታ ዓዲ ብጹኑዕ ሒዙዋ ዝጸንሔ። ናይ ሕዚ መራሕቲ የሕርእቲ ከም ዝኾኑ የመላኽት።
ፅቡቅ ስራኽ እዩ ነዉረኛታተ ምቅለእ ያድልኽ እንኳእ ተረፍካ
ብጣእሚ ዘሕን ዘሕፍር ልብኻ ዝሰብር ኽሉ ትግራዋይ ብሓባር ኽዉግዞን ኽቓልሶን ዝግባእ ናይ አመፅ ገበን ናይዚ ቀንዲ መራሒ እቲ ድሑር ልምዓት ጉጅለ ጀነራል ህንፃ ዝብሓል አዛዚ አርሚ 60 እዩ ብሕጊ ንኽሕተት ኸሎም አመራርሓ ስራዊት ትግራይ ነዚ አነዋሪ ዝኾነ ዘብየታዊ ናይ ፅንተት ጉጅለ። ክዉግዝዎ ይግባእ እነተዘየለ። መንዕስይ ተምቤን ናይ ባእሉ ስጉምቲ ክወስድ ኣለዎ ነዞም ገበናት ዝፈፀሙ ዓቀይቶት ኣዘዝቲ ስራዊት ብዝርኽቦ ስጉምቲ ክወስደሎም ይግባእ
ሐሰውቲ ማንም ቀቲሉካ ክከውን ይኽእል ትቢኤስ ናይ ሐሱውቲ ንከጽላእልእ ጊዚያዊ ናይ ጌች ከምዘይኾነ እንታይ መረጋገጺ አለካ ሑሶት ግደፍዎ 👎👎👎👎😂
It is amazing how TDF in Temben area notorious and barbican untie democracy
ወይ ህዝቢ ረኺቢዎ ዘሎ ስቓይ ብፀላኢተጨፈጨፉ ባዕሎም እንደገና ይጭፊጭኻ መሕዘኒ እንዃዕ ተረፊኻ
በቃ ብዓንቀፅ 39 ተገንፀሉ 😂😂😂😂😂
ወይጉድ እሞ ንኤርትራ ስግረዶብ ንኸይድ
ፖለቲካ ትግራይ ተረሚሱ ! ሰብዝሳአነት ትግራይ ኩሎም ዝፃወቱላ ትግራይ !
እዚ ሰብ’ዚ ናይ ብሓቂ ሓሲዩ ይዛረብ ከም ዘሎ ይፍለጥ
1. ካብ መኪና ምስ ኣውረድዎ ገዛ ዃሕዂሐ ኢሉ
2. መኪና ምስ ረአየት ሰበይተይ ገዛ ከፊታ ወጽያ ምኽንያቱ ኣብ ጭንቀት ስለ ዝነበረት ይብል
3. ሞባይለይ ባትሪ ወዲኣ ስለ ዝነበረት ክኸፍትዋ ኣይከኣሉን ኢሉስ መሊሱ ድማ እቲ ኣማሓዳሪ ናይቲ ዓዲ ተለፎን ደዊሉለይ ይብል
4. እቶም ዝወቅዕዎ ሰባት ኣብ ናይ ከባብያውነት ኣእትዩ ንሱ ንባዕሉ ድማ ብዛዕባ ከባብያዊ ጎነጽ ወይ ቃልሲ ክገብር ከምዚደሊ ብኣንደበቱ ይዛረብ ኣሎ፣ እዚ ሰብ እዚ ብግዝያ ምምሕዳር ገንዘብ ተኸፊሉ ተዋሰኦ ይሰርሕ ከም ዘሎ ሚኢቲ ካብ ሚኢቲ ካብ ዘረብኡ ምርግጋጽ ይከኣል፣
… እዚ TBS ዝበሃል ሚድያ ናይ ህዝቢ ሚድያ ዘይኮነስ ናይ ተፈላለዩ ብዙሓት እኽብካብ ሰብ ሃብቲ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ጣልያንን ዝመደበሮም እዮም፣ እቶም መካየድቲ ስራሕ እንተኾነ እውን ደገፍቲ ናይ ግ.ምን ኣብ ውሽጢ ግ.ም ዘለዉ ሰረቅቲ ሃብቲ ትግራይ ዝምወሉ ኢዮም፤
5. ኣብ ሞንጎ ወዲ ወረደን ካለኦት ጀነራላት ትግራይን ፍልልይ ንኽፍጠር ዝግበር ዘሎ ዊዲት ምዃኑ ኩሉ ሰብ ክፈልጦ ይግባእ፣
እግዚኣብሄር እንቛዕ መሃረካ
ወይ ትግራይ ናበይ ትኸዲ ኣለኺ? እህ ህ
Is this media for hating each tigrians and to destabilizing tigrians. Never watch this channel any more. Bandas
Way tBs kab gedim. Aysemeakumn nay mender tsley nab medrek mehferi ekum😢
Azezti Armi 60 bhgi yteyekulna entezeykoynu lieli hzbi aykonun
Hjis entay wuhsna alekum gederajiwkum kebabikum entay aynet chikane eyou ? Tigray adi haymanot tbhal gn hsot trgum ayterdakumn atum serawit ferha egzabher yhalkum stbah abqdmi amlak mqrab ayterfn nhzbi aytagelatou .kab wostai stelai zterefe hzbi aytegelatio seb zmeselo ydegf .
Egzabher amlak yhalka
TBS ዝደከምኩም ሚድያ ብገንዘብ እምበር ንሀቂ ጠጠው ትብሉ አይመስለንን ፅውፅዋይ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዮፓለቲካ ህ/ስብ እዩ ትንአቁ አለርኩም ብዝብል ሀደ ሀርኢ ክረምቲ ዘይደግሞ ህሶት ብዝኮነ
መንእስይ ትግራይ ታሪክ ክንስርህ ኢና ህጂ ፅግእተኛ ኩቺ የመን ከይጥፋእናዬ ስላም የለን ዘይተርፍ😂
ገና ክትድገም ኢኻ ሀዚለ
እንታይ ገይርካ ኢልካ ጠይቖ