
Midday News in Tigrinya for December 2, 2024 – ERi-TV, Eritrea
Eri-TV, Eritrea (Official)
0Subscribers
Midday News in Tigrinya for December 2, 2024 – ERi-TV, Eritrea
Midday News in Tigrinya for December 2, 2024 – ERi-TV, Eritrea
source
Reviews
0 %
User Score
0 ratingsRate This
Sharing
Tags
45 Related Posts
Related Posts
SSC SOCIAL MODEL PAPER 3 || EXPLANATION WITH ANSWERS ||
0
reactions
1
views
Raila kuongoza juhudi za kurejesha amani Sudan Kusini
0
reactions
3
views
Is peace possible in South Sudan
0
reactions
1
views
🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷👄👄👄👄👄👄🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👄👄👄👄🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
🇪🇷❤
Eritv❤🇪🇷😊
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤🎉👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🫶👍🇪🇷
Here's the Dan'kal wald Arrata Scénario :
" Danakils Human Rights or Nothing ! Do it or Suffer it !" Trump
" OK 🆗 ! I'll include Danakils into the Eritrean Master-Plan Design. Help Eritrea !" Kibur President Esayas Afwerqi ABRAHAM
💪💪💪💪👍👍👍👍
❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Selam…deki erey
❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ቅድሚ 54 ዓመታት ብ30 ሕዳርን አብ ዑና ብ ሓደ ታሕሳስ ድማ አብ በስከዲራ : ብግፍዓዊ ጭካነ ስርዓት ወተሀደራት ኢትዮጵያ ዝተፈጸመ : ህልቂት : ህዝብና : ንርስዖ አይኮነን ። ብተመሳሳሊ : አብዙሕ ገጠራትን ከተማታትን ኤርትራ አብሰላማዊ ህዝብና : ዓሳ ንምጥፍእ ባሕሪ ምንጻፍ እንዳበሉ ከጽንቱና ዝተፈጸመ : ህልቂት : ንዘልአለም እንዳተዘከረ ክነብር እዩ ።
ሓቂ እዩ ከምዚ እዝም አቶ ዘምህረት ዮሀንስን አቶ ሀይለ ተወልደብርሀንን ዝበልዎ ከምዘሎ ኽይኑ ።
ከስምረላ ደሌ ዘለኹ ፦
ኤርትራዉያን ሰማእታትና ክንዝክር ከለና : ጽልእን ቅርሕንትን ገዚእና ዘይኮነ : ንሕና ኾነ ጎረባብትና : ክንምሀረሉ እዩ ።
ብአይ ወገን : ክንምሀረሉ ማለት እዚ ከምዚ ዝአመሰለ ተግባር ዳግማይ ከይፍጸም : ምግባር : እዩ ።
– እዞም : በብተራ ዝመጹ ርዓታት ኢትዮጵያ :ጨሪሶም : ዝምሀሩ ከምዘይኮኑ : መሬትናን ባሕርናን ብሓይሊ ክጎብጡ : ከጉባዕብዑ ንሰምዖም አለና ። ዓቅሚ አለዎም ድዩ የብሎምን : ኩሉ ዝፈልጦ ስለዝኾነ አየዛርብን ።
– ንሕናኸ ከብዚ ፍጻመ ግፍዒ ተማሂርና : ዳግማይ : ከምዚ ዝአመሰሉ : ጸላእቲ : ከይመጽአና : ምክልኻል : ንኽእለሉ መንገዲ ምንዳይ : እንኮን አማራጺ ዘይብሉን እዩ ። ስለዚ : ናይቀዳምነት ቀዳምነት : ሂብና : ነጀግና ሓይልታት ምክልኻል ሰራዊትና : አዚዩ ዝተራቀቀን ዘበናዉን : ወትሀደራዊ : ዕጥቂ : ክዉንን : ምግባር : ጥራሕ : እዩ ።
ኤርትራ : አብእዋን መግዛእቲ : ጥልያን : በጺሓቶ ትነበረት : ደረጃ : ቴክኖሎጂ : አብቲ እዋን : አዚዩ : ብሉጽ እዩ : ኔሩ ።
ሓያል : ሰራዊትን : ዉዳበን : ዕጥቅን : ስለዘይነበረና ግን : እዚኹሉ : ቴክኖሎጂ : እንግሊዝ መጺኡ አዕኒዎ ።
ንአብነት ፦ አብዓለም እቲ ዝነዉሐ : መጉዓዝ ቴሌፌራካ ወይ ትራምወይ ፣
ህንጻታት ፋብሪካታት ።
ኤንግሊዝ ፈታቲሑ ሸይጥዎ : ንዓዱ ዝዉሰድ ወሲድዎ ።
– ስርዓት : ሀይለስላሰ : ኾነ : ደርጊ እዉን : ፈፋብሪካታትና : እንዳበርቆቁ ወሲዶሞ ።
– ሀይለሰላሰ ብዙሓት ፋብሪካታት እዩ : ጸታቲሑ : ንዓዱ ወሲዱ ።
– አብእዋን ደርጊ አብቃኘዉ ስቴሽን /መዕስከር ደንደን : ዝነበረ : ብናኤርትራ ስፖርት ኮምሽን ዝዉነን : አርባዕተ አዚዩ ዘበናዊ : ብኤልክትሪክ ዝሰርሕ : ብዉሊን : መጻወቲ : ናይ ወተሀደራት አሜሪካ ዝነበረ : ቦርቂቆም : አብ አዲስ – አበባ : ጦር ሀይሎች ዝተባህለ ክለብ መኳንንቲ : ወተሀደራት ኢትዮጽያ : ተኺሎሞ ።
❤ 🇪🇷 🎉 !!!
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
Merhaba Jeganu thank you TV Eri 🌿🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️
Merhaba eri Tv ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👏👑👑🤲🐪🌾🙏🏰⛪👍🌽💪🌳🌵🌲🌷💐🌹🌲🌵🌳🌲🌵🌳🌲🌵
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🌹💪❤️🇪🇷❤️💪🌹💪❤️🇪🇷❤️💪🌹💪❤️🇪🇷❤️💪🌹
Vivawediafomo Vivasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷❤️🙏🌹🌺⭐️🥰🌟💪🌴✊✅💯👍sabia Sabine Mekesene ❤🎉❤🎉❤
አብ ዕና ሽዕብ አብ ተፈላለየ ቦታ ሃገርና ተኻየደ ቅትለት ሰለ ዘይከስስናዩም ተደጋጋሚ ዘውርድልና አደራዕ ናይቲ ዝሐለፈ ገበናት ተከስሶም ተሐቲቶም ሰለዘይፈልጡ ክከፍሉ አለዋም ዳሐራይ አይደግሙን.😭😭😭
God bless my beloved country Eritrea ✨️🇪🇷✝️✨️☪️🇪🇷🙏🙏🙏
😍😍😍😍♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️😍😍😍🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷😍😍😍♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉❤🇪🇷💯🌹🌴🇪🇷💯🇪🇷👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💯👍👍👍👍✊️👑🐪🐯🥰
❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️💕💕💕💕💕
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Egzabher hagernann hizbinann ybarkelina 🇪🇷❤️💪👌🙏🙏🙏✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️
ጨካን መግዛእቲ ኢትዮጵያ
ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝተፈጸመ
ግፍዒ ኣሰቓቒ ክትዝክሮ ዘርምም ዩ
ድሕራት ጎዶበና ጌና ካብ ዚ ጋዕጋ ተግባራቶ
ም ኣይተማህሩን
ህዝቢ ኤርትራ ጭዋን ንቅድሚት ዝጥምት
ውራዙይ ህዝቢ ዩ
ኩሉ መዳያዊ ታሪኹ ምዝጉብ ዩ
ኣብ ሰዓቱ ካኣ ክጻባጸበሉ ዩ
እዚ ኣብ ዝባኖም ከም ዘሎ ረሲዖም
ቀይሕ ባሕሪ ክብሉ የንባህቁ