
Jstudio ~| 09 ሚያዝያ // ሻዕብያ 15 ስደተኛታት ተቐቢሉ። ኣቢይ~ “ሰራዊት ትግራይ ዕጥቂ ይፍታሕ”። ከቢድ ውግእ ፋኖን ኢትዮጵያን።
Jstudio ~| 09 ሚያዝያ // ሻዕብያ 15 ስደተኛታት ተቐቢሉ። ኣቢይ~ “ሰራዊት ትግራይ ዕጥቂ ይፍታሕ”። ከቢድ ውግእ ፋኖን ኢትዮጵያን።
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UC5Ow-dYfjJAK4uaNhPD8fHw/join
support Jstudio https://donorbox.org/support-our-channel-j-studio
website Jstudio https://jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three YouTube Channels…
source
Reviews
0 %
ትእዩ ሓስብእ ትግራውይ ትጥቅ እፍትሕን ጅንስይድ ዝተፍፅመ ህዝቢ ስለ ዝኻኑ ትጥቅ እፍትሕን ስርዕት ገብሩ ካብ ሩእሲ ትግራውይ ተጋሩ ን እድኹም ኣልእሉ
Josi Studios are the great madina 👍
አቢይይ ዝሓሳዊ መታለሊ ታይካም ዝደለካ ፈሊጥናካ ኢና😮
እዋይ ዝሓሳዊ ሓሱ ዘይፀግብ ዕቡድ ከልቢ
ዝገርም ዉርዝይና!
እግዚኣብሄር ኣቦይ እዛ ሓሳዊት መልሓስ ሌዋታንሲ ክንደይ ግዜ እያ ትለዋወጥ፡ ትማሊ ደጋፊ ጸዊዕካ ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዘይ፡ ኣጥፋእካስ፡ ደም መንእሰይ ኤርትራዊ ኣበይ ከምዝወደቐ ዘይፍለጥ፡ ወለድን ቤተሰብን ህዝቢ ኤርትራውያን ስጋብ ሕጂ ንቡር ስኢኖም፡ ዓው ኢልካ ዘይትበኽየሉ ሞት ሕጹይ ኮይኑ፡
ገዝኦም ዓጽዮም ክቕዝሙ ይሓድሩን ይውዕሉን ኣሎዉ፡ ሕጂውን ከምኡ፡ ኣብ ሱዳን፡ ዝገርም እኮ እዮ፡ ንሰብ ከማኻ ከም፡ ናይ ብሕቲ ንብረትካ ጁሆ ሒዝካ ፡ ኣብዝደለኻዮ ውዑይን፡ ጓህርን እንዳእተኻ፡ ከም ማንካን ሞኾስን ይጥቀሙሎም ኣሎዎ። ናይ'ዚ ኹሉ መንስዔ ኸኣ ናይ ኢትዮጵያ መራሒ ዝብሃል ሰብ እዩ፡ ንሱ ጥራይ ኣይኮነን ተሓታቲ እቶም ኣብ ካቢኔ ምስኡ ዘሎዉን፡ እዮም። ኣብዚኣባ ክሓተካ 15 ስደተኛታት ኢትዮጵያውያንዶ ኢልካዮም ፡ናይ፡ ስደተኛታት ድዮም ወይስ ከም ስደተኛታት መሲሎም ፡ ኢሳያስ ዘቐመጦም ስውር ስራሕ ዝሰርሑ ኢዮም። በጃኻትኩም ንለብም፡ ኣእምሮና ኣስፊሕና፡ ብኣእምሮ፡ ንሕሰብ። ንኣምላኽ ብምፍራሕን ፍቓዱ ጥራይ ብምፍጻምን ይባርኸና፡ ኣሜን። ኩሉ ፍቓድ ኣምላኽ እዩ ዝኸውን። ነቲ ሓያልውን ኣብ ልዕሊኡ ሓያል ኣሎዎ።
😀😀
Kemey aynet medenagri Zeyhafr seb eu Ezi Abiy
👍👍👍
😢😢😢😢ዑጥቓት ፋኖ ናብ ኤሪትራ ከይዶም ስደተኛ ተቐቢለ😂😂😂😂😂
❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤🎉😊
አብረሮም ዝበሃልሰ ሰይጣንሰ ኢሳ ያስ ኢዩ ኢለምዎ
Josi guday taliban b fano tekikaya mesleni
ካልእ ምምጓስካ ይትረፈኔ እታ መሬትና ክትመልሰልና ቀዳምነት ሂብካ ስራሕ እንተዘያሊኡ ዋጋ ክንከፍል ኢና እምበር ምምላስና ናይግድን እዩ
Hebay xayke 🐒🐒🐒🐒
መጀመርታ ሓንቲን ሓንቲን መሬት ትግራይ ናብ ባዓል ወና መልስ።።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Jay's Studio why you are lying always everyday life makes you bad looking please be serious
ፋኖ ክንድዚኤን ተሽከርከርቲ ኣለዎኦ
Thank you josiye Bruk Bahti ❤😘🕊🦁🙏🌹🦁⚘🦁🐅🐅💐🌾🐅🍀🌾🙏🙏🙏
ክክክ ጆሲ ናብ ኤርትራ ስደተኛ ክመጽእ ኣይኽእልን። እንተመጺኡ ግን መርኣያ ክኸውን ዝተባህለ ብምኽሪ ዝመጹ ክኾኑ ዪኽእሉ ኢዮም። እንተመጺኦማ ግን ኣብ ጀራዲን ናይጉልበት ስራሕ ክትጸምዶም ኢያ።
ኤርትራ ስደተኛታት የዑቂባ እዋይ መስሓቅ ዘይስኣን መን ኢሰያስ ርኩስ ኣብረሮም 😂😂😂😂😂😂😂😂
አብይ ዝአምንኮ አይሰእንን 😁😁😁😁
ናብሳዋ ክተወርዶም እያበረከተ ኤርትራ 😭🤣🤣🤣🤣
15😂
Critical stage you are challenging Tegaru this big homework for you /disarming yblekum allo dihri bi drone chefchifu 1 million hizbi misnatu emmo taminiwo do??
❤🎉🎉
👍✅✅✅✅👍
💙💙💙💙💙💙💙
J.studo
ኤርትራ ስደተኛ 15 ተቀብላ😂😂😂😂😂
3/4
SHAEBIA shefta accepted 15 refugees ,while the last 30 years producing nearly a million refugee Eritreans.
❤❤❤❤❤
Fithi nhzbi Eritrea
ይህ የአብይ ኣህመድ ውሸት ከልምምድ ወጥተን እሰከ መጨፍጨፍ ያስተማሩን የከሰሩት መሪ እንደመሆናቸው አብይ ከተናገረው ማመን ሳተትተኞ እንደ ማቀዠት–
ውሸት ነው ኣውሁንም ከጀነራል ታደሰ ወረደ እና ኣበይ አህመድ የተስማሙበት የትግራይን ስደተኞና የተወረረው የትግራይ ላእላዊ ግዛቶች ገና እንደ ቢዝነስ እየቆጠቡ አመታት እንደመመያሰቀጥለው ጥርጥር የለኝም።
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💚💚🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ata helkus antay dea taliban atenqiqemuka diom zeyna meserah gedifkayo loqumax atine
ጆሲ ጀግና❤