
Jstudio ~| 05 መጋቢት // “ኲናት ኣይተረፍን” ህወሓት። “ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደጋ”~ሜጀር ጀነራል። ትራምፕ እማመ ግብጺ ነጺግዎ
Jstudio ~| 05 መጋቢት // “ኲናት ኣይተረፍን” ህወሓት። “ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ሓደጋ”~ሜጀር ጀነራል። ትራምፕ እማመ ግብጺ ነጺግዎ
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UC5Ow-dYfjJAK4uaNhPD8fHw/join
support Jstudio https://donorbox.org/support-our-channel-j-studio
website Jstudio https://jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three YouTube Channels…
source
Reviews
0 %
User Score
0 ratingsRate This
Sharing
45 Related Posts
Related Posts
Somalia is a very beautiful country.
0
reactions
1
views
Morning News NOW Full Broadcast – May 5
0
reactions
2
views
😢😢🤭🤭🙏
ምሕረት ሰላም ካብ እግዚአብሔር ይልኣኸልና ሓወይ 😢
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ
እዋይ በርቀንቲ ሓሽሽ ጫት ኣብ ዕጹው ገዛ ቆጽሊ እና በላዕኻ በርቂንካ ክተምድር ኣይስልጅወካን፡ መጀመርያ መንግስቲ ኣብ ኢትዮጵያ ክወድቅ እንተኾይኑ ምስ ሻዓብያ ኢዩ ዝላኸፍ ክክክክ
ውሸት ውሸታም አህ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕመሰሉ ዘላ ግዜስ ጉዳይክን ደይኣለኽን በረም በጣዕ ትብላ ኣለኽን😂😂😂😂😂
ኩናት ብዙሕ ህይወትን ንብረትን ከምዝበልዕ ፍሉጥ ዩ።ይኹን እምበር ኩናት እንተተወሊዑ ኤርትራ ከምትስዕር ፍሉጥ ዩ
ብኹናት አብይን ኢሳያስን ትግራይ ክትሕሰ እያ ዝብል አምር ዲኹምን ዘይረብሕን እዩ ጆቤ ኾነ አማኒኤል ትንታንኦም ውዱቕ እዩ
እዞም አረመኔታት ስርዓታት ግድን ክዋግኡ አለዎም
❤❤❤❤❤❤❤
Fithi nhzbi Eritrea ❤
ሰላም ንኸብር ህዝቢ ትግራይ
Wadket na sadist shabia toreriest group
jossi wala be metkel hade aynkun neti zegdseni yesmaka eye selzi kulu gezie balka haza chanelka pls anabeba 100%100
Ybel Tewuhbo Dmxi U Kem Kemey Eka Tnebo Nezi Tigrina Mamamia.
ሰላም ጆሲ ናይ ጣሉ ዘጊበልና ናይ ጣሉ ፈኸራ ናፊቕናዮ
Bal josi xere hezbi bejka ciunate teray beka Kale yelen
ሰላም ንትግራይን ህዝባን ይኹን 🎉
👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ጆሲ መን እዪ ጋዜጤና ጌርኻ ዘሎ ሰብ ነቲ ዝዘርኣ ንዕኡ ድማ ክዓጽዶ እዩ ይብል ቃል እግዝኣቢሄር ፡ ዝዘርኣኻዮ ኩሉ ኣብ ቤትኻን ኣብ ዓሌትኻን ክትዓጽዶ ኢኻ ፡ንማልባት ኣብ ኤውሮባ እየ ዘለኹ ትብል ትኸውን ፡እግዝኣቢሄር ኣይዕሾን እዩ ሞ ፡ተሎ ኢልኻ ንስሓ እቶ ኻብዚ ኹፉእ ግብርኻን ሓሶትኻን❤
ጆሲየ ጅግና👌👌👌
Haswi Media you are from Eritrea 👎
ዳሕወሐት ውሽጥም ንኹናት ይዛጋጀዪ እዮም ዘልው ሎማዓንቲ እውን ዕለት 26 ምስ ሻዕብያ ይሕሸናኢሎም ወሲኖም አለው ዳሕወሐት ህዝቢ ትግራይ ኪሒዶም፥ምስ ጅኖሳይድ ዝፈፀመልና ሻዕብያ ሜሬትና ዝወረረ ሐቢሮም ህዝቢ ፀፀንትዮ ይረባረቡ አለው ህዝና ሀዚ እዮ ዝሞተ ምስ ሜረትካ ዝወረረ ሐቢርካ ሜረትካ አይምለስን፥ዳሕወሐት ህዝቢ ትግራይ እንፂቶም ውድቦም ከድሕኑ ንአዲሳበባ እዮም ክዋግኡ ምስ ሻዕብያ ኮይኖም እዞም ሰተይቲ ደም
❤ቀይባህር የእኛ ነው የኢትዪጵያ❤
ሰላም ዮስየፍ ተባረክ።