
Jstudio ~| ዜና 26 ታሕሳስ// ኣኽሱም፥ ሃይማኖታዊ ምስሕሓብ። ከቢድ ደብዳብ እስራኤል ኣብ የመን። “ብክርስትያን ይሻቐል”፥ ልቀ ጳጳስ
Jstudio ~| ዜና 26 ታሕሳስ// ኣኽሱም፥ ሃይማኖታዊ ምስሕሓብ። ከቢድ ደብዳብ እስራኤል ኣብ የመን። “ብክርስትያን ይሻቐል”፥ ልቀ ጳጳስ
Join this channel to get access to perks:
https://www.youtube.com/channel/UC5Ow-dYfjJAK4uaNhPD8fHw/join
support Jstudio https://donorbox.org/support-our-channel-j-studio
website Jstudio https://jstudio.online/
#Eritrea #Asmara #Tigrai #Mekele #Ethiopia #Addisabeba #sudan #somalia ‘Jstudio ’ is one branch of the three YouTube Channels…
source
Reviews
0 %
ንዓና ዝሓሰቡዎ ናብኦም ተጠውዩ 🤣😂🤣
ኒሙሉእ ኽዓለም ዘድሕን ፡
ዋላ ቁንጪ ትኹን ፡
ምስ ዕሩባት ሕልና ጽምዶ የለን። !!!!!!!
👍👍👍
Tgrai has a lot to handle in Tgrai. It will not fight for Assab and Ethiopian interests. Tgrai is not Ethiopian. Tgrai is Tgrai. We will fight peacefully or by other means to restore Tgrayan sovereignty. As you are aligning with pp so can Tgrai woth Shaebiya to protect itself. I suggest you think of negotiating with your regime so there is a more peaceful transition. We will not deal with Eritrean internal affairs before our own. As you are putting yourself first and binding with our enemies, we will bind with whomever to ensure our survival. I hope the best for you but i still think you are in the wrong track since being with pp doesn't ensure the removal of the Eritrean regime. If you are dealing to give Assab to Ethiopia in return for making Tgrai stay in Ethiopia then you are worse than pp. And our journey of political alliance stops here. We are brothers but we will do what we must. If Tgrai will not be a free state though i don't know how long will Eritrea. The worst might come to you.
ኣብ ገዛእ ሃገሮም ርእሰኸን ኣይተሸፍና ከብልዎን እዞም ጭቆንቲ ኣድታቶም ጥራይ ርእሰን ድየን ዝኸዳ😅 ኣብ ኤዉሮፓ ከማን ተሸፊነን ይኸዳ ኣለዎ ናይ እዚኦም ጽልኢ በየኑ ዩ ከመይ ኢሎም ምሰ ኢዚኦም ይነብሩ እቶም ኣሰላም ተጋሩ መሳኪን ጹንዓት ይሃብኩም በጣዕሚ ራሲስቲ ዩም ግድፍ መሰኪን ኣይትበድሉ ማሰጣ ከይውርድኩም💔💔💔
ኣነ ኣብ ከተማ ዛላምበሳ እየ ተማሂረ ዘይርስዖ ተምሃሪት 6ይ ክፍሊ ከለኹ ሓሚመ ጸጉረይ ተላጽየ ነይረ ሽዑ መንዲል ሸፊነዮ ናብ ክላስ ምስ ኣተኹ እቲ መምህር ኢሉኒ መንዲልኪ ኣውጽእዮ ነኖ ሓሚመ ስለዘለኹ ከውጸኦ ኣይክእልን ኢለዮ እሞ ክተውጽእዮ ዘይትኽእሊ ኮይንኺ ኪዲ ውጽኢ ኢሉ ካብ ክላስ ሰጊጉኒ እናበኸኹ ድማ ንገዛይ ከይደ ::ናተይ ሕማም ድማ ርኡይ እዩ ነይሩ ንኣስታት 3ወርሒ እየ ዓራት ሒዘ ክመውት እምበር ክትስእ ዝሓስብ ቤተሰብ ይኹን ጎረቤት ኣይነበረን::ስለዚ እዚ ምስ ሃይማኖት ዘራኽብ የብሉ ምስ ዓለት ዘራኽብ የብሉ ::ሕጂ ኣነ ኤርትራዊት እየ ግን ምስ ዜግነት ዘራኽብ ኣለዎ ኢለ ክሓስብ ነይሩኒ ማለት ድዩ?ነኖ ጌጋ ሕጊ ቤትምህርቲ ስለዘየኽበርኩ ጥራይ እየ ተሰጉገ::
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ህዝቢ ትምህርት ቤት እምበር ሃይማኖታዊ ትምህርት ቤት ክሳብ ዘይኮነ ሕጊ ትምህርት ቤት ከክብራ ኣለወን።ኣይ እንተይለን ድማ ናብ እስላማዊ ትምህርት ቤት ተኸዲነን ይኺዳ።
ጉልባብኪ አውሪድኪ እቶዊ ቶንከለኛታት።ንክርስትያን እንድሕር ዘይተፈቒዱ ንምንታይ ንእስላም ዝፍቀድ።
ይውፃ። ጉልባበን አውሪዳ ክትአቱ አለዋ። እዚዩ ቶንከል እዩ።
አረ
ዶንቆሮ ትግራይ ንምብታን ዘይገበሪክናኦ የብልክንን ሰባዓ ሺሕክን ደሪብክን ወፂክን ኢኮ ሓሳካት ማዓኮር
ቅድሚ ሕጂ ኢለዮ እየ፤ ኣብ ትግራይ ዘሎ ኣስላማይ ኣብቲ ቀርኒ ኣፍሪካ ካብ ዘሎ ኣስላማይ ብጠቕላላ ዝኸፈአን ሓደገኛ ዝኾነ ኣጀንዳ ሒዙ ዝጉዓዝ ግንድማ ኣፉ ኣፅቂጡ ናይ ምስፍሕፋሕ ስርሑ ዝሰርሕ ዘሎ ተመን እዩ። እዚ ብጭብጢ ዝተረጋገፀ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ምስ ክስታናይ ኣይትቕረቡ፣ ክዳኖም ኣብ ዝሰጥሑሉ ከይትሰጥሑ፣ ሰላም ኣይትበሃሃሉ፣ ካብ ካልኦት ክልላት ተወለድቲ ኣስላም እንዳምፀኻ ኣብ ትግራይ ምስፋርን ካልኦትን ዝኣመሳሰሉ ዘተግብሩ ኣህዛብ እዮም። እቲ ዝኸፈአ ሓቂ ግንድማ እዚዓሻ ህዝቢ ዘይተዛረበሉ ድማ እዚ ኹናት ምስተኸፈተ ዓቢዪ መሓመድ ስርዓቱን ኣስላማይ ይድግፍ እዩ ብምባል ልዕሊ ማንም ባንዳ ብሙኻን ፀረ ህዝቢ ኾይኖም ዝተንቀሳቐሱ ንሶም እዮም። እብርእሲኡ ክፍለጥ ዘለዎ ሓቂ ድማ ኣብቲ ኹናት ኣትዮም ዝተሳተፉ ይኹን መስዋእቲ ዝኸፈሉ በፃብዕቲ ዝቑፀሩ እዮም ብኽፍለ ሰራዊት ጥራሕ ዘይኮነ እስካብ ኣርሚ ደረጃ ኣብዘሎ ኣሰላልፋ ኣብ ገለገሊአን 5 እውን ኣይመልኡን። ህዚቢ ትግራይ ብኹሉ ብውሽጥን ደገን እዩ ዝጠፍእ ዘሎ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ እውን እዚ ኹሉ ታሪኹን፣ ቅርሱን፣ ሃይማኖቱን፣ ባህሉ፣ ኮታስ ኩሉ መግለፂኡ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ከም ሓሙኽሽቲ በኒኑ ክጠፍእ እዩ። ኮይኑ ግን ነዚ ይኹን ካልኦትን ፀገማቱ ክቕረፉ ዝኽእሉ ብስርዓት ኮሚኒዝም መይ ካፒታሊዝም ዘይኮነ ብሃፀይ ዮውሃንስ ደው ዝበለ ክርስትያናዊ መንግስቲ እንት ምስረት ጥራሕ እዩ።
Mehamed gragn kabzjmrena kema eilna alena beka hezi dea balem moslim degef rekibomn dyom
Bzom aslam eziaom harirna dekza feraonat
ፈውሲ ኣስላማይ እስራኤል ኢያ። ሓበሻ ካብ እስራኤል ተመሃር ተዘይኮይኑ ኣስላማይ ዓቅሚ ተረኺቡ ከጥፈኣካ ድሕር ኣይብልን ዩ።ምስላ ትግርኛ ኣስላማይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቆነን ሓደ ኢዬም, ኣስላማይ ተነገሰ ኣይምፈረደን ምሓረደ ዝበሃል ስቅ ኢልካ ኣይኮነን ተመሲሉ።
ገይሮንኦ ዘይፈልጣ ንምታ ሕዚ ተጎልቢበን ያአታ
እሞ ቁሩብ ጸኒሖም ድማ “ዩኒፎረም” ተኸዱ ኢልኩም አውጁ እምበር።
ኣብ ዩንቨርስትን ውትህድርናን ዝሳተፉ መንአሰያት ንህዝቢ ከገልግሉ ልዕል ዝበለ ሓላፍነት ዝስከምሉ አዋን ስለ ዝኮነ ካብ ሃይማኖትን ዓልየትን ናጻ ክኮኑ ይግባአ🎉
And tigraway eye gen matigraway
Mnbar hat at oyu
Haymanot yeblomun
Female nebsu nhzbu zeyredee liba
Haswe euo zemhrom seriously
Neti keshi segan brand entehibuwo
Aghkha zewedey nefaa elu zetbabo
Nhawu bite sebun zeyhigz liba hezbi eyu
Ashikay eslam ktetfie there timit entbeshak
Nadir eslam ekha thadm
Aslam kulu geze aynom ab axsum eyu
Axum nay eslam tselie eya
Kab Yemen 2 rokit entzlkum yemne
ንዚ ሕጊ ዘውጽኡ ሰባት ደይ መድይ ኢሎም ንትግራይ ናብ ዘየድሊ ጎንጽ ንኽትእቱ ብደገ ዝተዓሰቡ ውልቀሰባት'ዮም ። እቲ ሕጊ ብደረጃ ሃገር ተቐባልነት እንተረኺቡ ጥራ'ዩ ክትግበር ዝከኣል ። ንምንተይ ኣብ ኣኽሱም ጥራይ? ኣብዚ ዘለናዮ ተኣፋፊ ግዜ እሞ'ኸኣ ኣብ ኣፍሪቃ ብተወሳኺ ብጸላእቲ ተኸቢብካ ክነስኻ ኣይኮነን ከም በዓል ፍራንስ ዝመሰላ ሃገራት ድሕሪ ክንደይ ክትዕን መጎተን ምስ ጸጥታ ስለዝተሓሓዝ ነቲ ገጽካ ምሉእ ብምሉእ እንተዘይኮይኑ ንርእስኻ ዝሽፍን / ሕጃብ / ኣይከልከላን። ትማሊ ይኹን ሕጂ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ኣኽሱም " ሕጃብ " ዝኽልኩሉ ሰባት ህልው ኩነታት ዓለምና ዘይርዳኡ ። ሰላምን ቅሳነትን ህዝቢ ትግራይ ንኽዝረግ ምኽንያት ንኽፈጥሩ ብጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝተዓሰቡ'ዮም።
ሳብስክራይቭ ለሚነ ስቅ ኢልኩም ከይትሓልፉ እባ 🤲
A YOUNG WOMAN DOESNT KNOW ANY THING FROM HER SELF. IT IS SIMPLY A CREATION OF THE RELIGION. COVER YOUR FACE. YOU CAN NOT ENTER HER YOU CAN NOT DO THIS ORDER, ORDER ALL THE TIME. A WOMAN IS YOUR MOTHER, MOTHER OF THE PRIEST, MOTHER OF THE SCIENTIST ETC AND YET SHE DIDNT GET THE RESPECT SHE DESERVE.
ተጋሩ ሕማቃት እዮም ንሶም ካብኦም ዝበዝሑ እንተዝኮኑ ቀደም ኣጥፊኦምም ምሃለዉ ስርዓት ኣይንገብርን ንዝበሉ ዘየጥፍእዎም ካብ እስራኤል ንመሃር ኣስላማይ ክብረት ኣይፈልጥን ኣይፈቱን ዉን ክትድህኮ ቀዲምካ ክተትፍኦን ጥራይ እዩ ዘለካ ኣስላማይ ዘለዋ ሃገር ሰላም የብላን ።
Aslamay zelewa gbreshibera alo. Crazy religion.
ኣብ ኣክሱም ይኩን ኣብ ትግራይ ስካብ ሎሚ 2017 ዓ.ም ዘይነበረ ንምታይ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሕጃብ ምግባር ክጅምራ ተገይረን
ፈጪፊጫ ኣብ ኣክሱም መሰጊድ ክንሰሪሓ ኣለና እናበሉ ኣፎም ዝኻፉቱ ካኣ ኣለዉ😂
ግርም ዝብለንስ ከም አስላማይ ጨካኝ እኮ የለይ ትማሊ ሶሩያዋን ዝኩላይ ጉድ ሪኦም ድሮ ንክርስትያን የጋፉዑ አለዉ አብ ነብሶም ምስ በፆሆም እዮም ፍትሕ ዝቡል አስላማይ ዓቅሚ ተረኪቦም ጨካናት እዮም ክንደይ ክርስቲያን ዘይሓረዱ ቤተክርስቲያን ላብ መስግድ ይቅይሩ
Muslim out of Tigray
ኣብ ልዕሊ ሙስሊም ተጋሩ ዝተዋደደ ጆኖሳይድ ብኣክረርቲ ኦርቶዶክስ ተጋሩ ይፍፀም ነይሩ ሕዝውን ይቅፅል ኣሎ።
ኣስላም ኣብ ዘለው ህኮትን ዕግርግርን ኣሎ
መስጊድ ኣብዘይ ፍቀደሉ ከተማ ኣኽሱም ከ እንታይ ዘቀምጥ ኣለዎም
እዞም ኣስላም ነበርቲ ኣኽሱም ጠቅሊሎም ክወጹ ጥራይ እዩ ዘለዎም ?
Yetenteneo gunbuhat aslamay temahiru aytemehare rabeha yebelun entay malet eyu emam kengeber nab adi areb teray kekeda kelewa ka zeykones abeu mes agewa 🤣🤣🤣🤫
ኮነ ኢሎም ናብዛ ቅድስቲ መሬት ከኣ መጽዮም ኣስላም ገበርቲ እከይ ጠቅላላ ክቐርቡ የብሎሙን ካብቲ ከባቢ ምድሪ ሓበሻ እውን ክጠፍኡ ጥራሕ ኣለዎም።
Axum is Axum so must follow axumiit discipline,good principle this auction should implement in all of this country,
ቆማላት አስላም እንታድኦ ዝተባሀሉዎ ዘይገብሩ ረሳሓት ገበርቲ ራዕድ (terror)
ብትኽክል ክኽደና የብለንን መሰል ዝበሃል ነገር የለን።
Why you bring this man
ኣቤት ድንቁርና!!
ቤት/ት ናይ ባዕሉ ሕጊ ኣለዎ፣እዚ ኸኣ ክኽበር ጥራይ'ዩ ዘለዎ!!
ኣብ ቤት/ት ሕጊ ቤት/ት የኽብራ ኣብ ገዘአን ከኣ ከም ድላየን!!
እንተኾነ ኣብ ምድሪ ሓበሻ ሕጃብ ዝበሃል ፈጺሙ ክኽልከል ጥራይ'ዩ ዘለዎ!!
ኣይኮነን ኣብ ትግራይ ኣብ ስዑድያ እንተኾነ ውን ብዘይ ሕጃብ ተፈቒዱለን ናጽነተን ኣውጀን ኣለዋ።
ድሮም ፋንድያ ፋንድያ ነው
Merhaba