Feb-11 መርገጺ ኤርትራ I ምትሓዝ መራኽብ ብዓኒ ሕጊ I ስልቲ ኣቢ I ጉዳይ ተጋሩ I Azerbejan vs Eritrea I Horn Politics

Spread the love


Feb-11 መርገጺ ኤርትራ I ምትሓዝ መራኽብ ብዓኒ ሕጊ I ስልቲ ኣቢ I ጉዳይ ተጋሩ I Azerbejan vs Eritrea I Horn Politics


ትምህርቲ ናይ ስቶክ ማርኬት (Learn to Invest)👉 https://drarhiwet.com/
ትምህርቲ ኮምፒተር: ቪድዮ ኤዲቲን: ቋንቋ እንግሊዝ 👉 https://draracademy.com/

Description:
In this video, we dive into the rising tensions between Azerbaijan and Eritrea, Trump’s push to influence Egypt, and the…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 9   +   1   =  

41 Comments

  1. ኣታ ሓውና ሱቕ ኢልካንዶ ሃለውለው ኣይትበል ! ኣፍሪቃውያን ብዘይ ናይ ምዕራብ ክነብሩ ኣይክእሉን እዮም። ማዕድናትና ኣፍሪቃውያን ከነውጽኦ ዓቕምን ፍልጠትን ኣለና ድዩ ? ነቲ ማሺነሪ ከነፍርዮ ከነፍሪ ንኽእል ዲና !
    ኣይንኽእልን ኢና !!!!!

  2. ዘይከውን ነገር ኢዩ ስለስተ መራክብ ዝአክላ ብማኢበል ክውስዳ አይክአልን ኢዩ ኢንተ ማኢበል አጋቲሙ ንዝቀረበት ሀገር ኮነክሲን ገርካ ረዲአት ትሀትት ኢምበር ትክ ኢልካ ምኢታው ንባህሪ አሪትራ ገጋ ኢዩ ብዝያዳ ድማ ኢቲ ዝነበረ ወይዘር ከመይ ገይሩ ንስለስቲአን ፈልዩ ወሲድወን። ቀይህ ባህሪ ኢኮ ናይ አለም መተሀላለፊ ኢዩ። ካ

  3. ዶቶር ፥ እቲ ዝኸፈኣ ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ኣብ ልዕሌና ዘይርሳዕ ረሲዕካ ማለት ናይ (ጥልያን ፣ እንግሊዝ ፡ ቱርኪ ፡ ግብጺ ዘኪርካየን)።

  4. 🤍🤍❤❤🤍🤍❤❤🤍🤍❤❤🤍🤍❤❤🤍🤍❤❤🇪🇷🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷🕊🕊🇪🇷🇪🇷