Evening News in Tigrinya for December 11, 2024 – ERi-TV, Eritrea

Spread the love


Evening News in Tigrinya for December 11, 2024 – ERi-TV, Eritrea


Evening News in Tigrinya for December 11, 2024 – ERi-TV, Eritrea

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

31 Comments

  1. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  2. እንታይ ደኣ ናይ ሶርያ ፕረዝደት ኣሳድ ዓርኪ ኢሰያስ ከም ዝሃደመ ዘይገለጽኩምሉ ነዚ ህዝብና 😂😅

  3. መልእኽቲ ንኩሉ ኤርትራዊ'
    ኩሉ ሰብ ንነብሱ ዘይተከላኸለ ንሃገረ ክከላኸል ኣይክእልን,የ እዛ ካርታ ኤርትራ ኣብ ከብዲ ቆልዑ መልእኽቲ እለዎ ንሱ ከኣ ወይ ጽጋብ ወይ ጥምየት ኡያ ሰለዚ ዝምልከቶ ኣካል ክሰርሓላ ኣዎ

    ዝኾነ መንግስቲ ብዘይ ጸላኢ ክነብር ኣይክእልን ኢዩ.
    ሰርባይብ ንምግባር .
    ኢቲ ናይ ኢቲዬጵያን ነገር ግን ኩሎም ጸላእቲ ናተይ ትብሎም ጎራባቢቲ ምግባራ ኢዩ.
    ኤርትራዊ'የን ግን ስለ ናይሓባር ረብሓ ምስቶም ቀንዲ ገዛእቲ ሓይሊታት ኢያ ጸሚዱ ክሳሩኡ ከኣ ድርብ ኮይኑ .
    ስለዚ ኤርትራዊያን ጸላኢቲ ክነዊሕድ ይግባእ.
    ናይሓባር ረብሓ ዘይርዶም ጎሮባቢቲ ሒዝካ ወላሓደ ለዊጢ ክመጸእ ኣይክእልን'የ
    ዓቅሚ ሰብና ንእክብ ኣለና ግዜኡ ከይሓለፊ .

    ኤርትራውያን ምእንቲ ሰላም ኢልካ ክትስውእ ሓድሽ ነገር ከምዘይኮነ ግን ይስምዓካ ኢዩ ሕጁ ኸኣ ኣምሓሩ ፋኖ ኢልካ ወይ ሃይማኖት ኦሮቶዶክስ ብምባል ኣብ ሕሉፍ ኣይትንበሩና.
    ኤርትራውን ኦሮሞን፡ ኣይፋል ደም ምፍሳስ፡ ንሕና ውጹዓት ኢና 80ዓመታት ክሳብ ሎሚ .
    ትግራይን ኣምሓራን ኣብ ሑሉፍ ዘንበረና ንሶም ኢዩም .
    ሕነና ክንፈዲ ዝገበርኩም ንስም ኢዩም .
    መወዳእታ ናትካ ዒብ ገዲፍካስ ናይ ሓማትካ
    ረሳሕ ማይ ጹሩይ ማይ ኣይኮዉንን ኢዩም ካብ ዝኾነ ሕማቅ ሰብ ሕመቅ ሰብ ኢዩ ዝውለድ.
    ብዝውለድክምም ተሳቀዩ በሎም
    ሕጅስ ሓደ ድሕሪ ሓደ ይኣክል ንበል.
    ትግራዋይ ማለት ንዓና ሓድሽ ኣይ ኮነን
    ይዋእ ኢቲ ሰላም ዝምህለል ዘሎ ህዝበ እምበር
    ኣብ ሑሉፍ ምንባር ካባኹም ኣይሕለፍ በሎም
    ኤርትራዊን ኦሮምን ደም ኣንቢዕኩም ደቂስኩም ኣይትሕደሩ ኣብርእሱኩም ኣለና በሎም

    ን ኢትዩጵያ ንወጉእ ምዕዳም ግን ሃገር ምሻጥ ኢዩ ኣብዛ እዋን.
    ገበን ካብ ቃላት ዝርሕቅ ኣይኮነን።
    ኤርትራዊ ግን ኣብ ኣምላኽ ተኣሚኑ ሓቂ ይዛረብ።
    ኣብ ሃገረይ ሰላማዊ ለውጢ ንደሊ ኣሎና.
    ዋላ እሲያስ ከም ብሓድሽ ይመረጽ ግን ህዝበና ንኣክብ ኣብዘን 4 ዓመት።
    ሓባኢ ቁስሉ ሓባኢ ፈዊሱ ከይኮነና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    خريطة ارتريا تطلع على بطن الطفل إريتريا
    يا جوع او تشبع الطفل
    كل الخير هوا اوسطها ان شاءالله

  4. ኤርትራ ኣደይ
    ስውእ ኣቦይ
    ወዲ ስውእ ስመይ
    ስጋ ስውእ ማሕላይ
    ሸሞንተ ኣሕዋተይ
    ኣነ ታሽዓይ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷