🔥ካብ ሚሌነር ናብ ድኽነት ዝተሳጥሑ ህቡባት ሰባት
🔥ካብ ሚሌነር ናብ ድኽነት ዝተሳጥሑ ህቡባት ሰባት
Copyright Disclaimer Under Section 107 of the Copyright Act 1976 , allowance is made fair ” use ” for purposes such as criticism , commenting , news reporting , teaching , scholarship , and research . Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing . Non – profit , educational or personal use tips the…
source
Reviews
0 %
Ashtaf Hakimi best man in the Word
Honest is better than Famouest.
Ahh meste welfi himaq ufffff
Ygermeniyu
ዝቀረየ😂😂😂😂😂😂😂😂😂 አዋይ ቃኑቃ 😂😂😂😂
ዓለም ኣይተዳሉን ያ
Zeleka aqibeka ateqaqema genzebka zeymeflat nab shger eyou zeketeka so kabziom nemeharo kea zeleka kebren habten ateqaqema eyou zenbeto
Eway zebzehu Africanes yegrem eyu ayyyy eshenet
Haswi seb konka twediq tetise eu
Niy beqki xebket temhrti eya👍🏻🥰
https://youtube.com/@DanielMehari1987?si=jXRWloK7hgqEhRUm
Wuyyyy Adriano kehzneka 😢😢😢 😢😢😢
ወየ ዳኣ እዚኣቶም ዝኽፈልዎ ዶሞዝ ልዕል ስለ ዝብል ተፈላጥነት ውን ስለ ዘለዎም ዩ እምበር ኩሉ ግዜ ዝናኻ ዘይ ትጻወር ተኾንካ ምውዳቕካ ዘይ ተርፍ ዩ ኣካይዳኻ ዩ ካብ ሂወተይ ከካፍለኩም ኣነ ሰሪሐ ክሳብ 2000 ዶላር ኣታዊ ነይርኒ ይሰርሕ ገንዘብ ይእክብ ዝፈልጦ ነገር ኣይ ነበረንን ምስ ግዜ ግና ቀስ ብቐስ ምስ ሰባት ክላለ ክዛናጋዕ ይጅምር ኣብቲ መዘናግዒ ቦታ ምስ ኣዕሩኹተይ ኣነ ሓድሽ ዘይ ፈልጦ ቦታ ዩ ነቲ ቦታ ብተኣማምነት ክቖጻጸሮ ግዜ ኣይ ወሰደለይን በቲ ሳዓት ዚ ምግናን ከይ ከውን እምበር ቡዙሓት ደቀንስትዮ ክጥርንፍ ክዘውር ጀመርኩ ንሳተን ውን ዝናይ ክብ ብምባል ስመይ ኣብ ሓጺር ግዜ ሰማይ ተሰቕለ ናተይ ተማቐልቲ ሂወት ክገብረን ግዜ ይወስደለይ ኣይ ነበረን ከም ኣካይዳይ ካኣ ምስ ቡዙሓት ጎራዙ ክድቅስ ኪኢለ ልዕለይ ሰባይ ዘሎ ኣይ መሰለንን እተን ሰብ ሃነን ዘብላ ኣባይ በጺሐን ክወድቃ ግዜ ይወስዳ ኣይ ነበራን ምስ ግዜ ግና ቁጦባ ናተይ ታሕቲ ወደቐ ሞ ንሰን ውን በብሓደ ሸተት ክብልስ ተዓዘቡ ኣብ ከቢድ መዋጥር ኣትየ ጥራይ ጅባይ ተሪፈ ተስፋ ውን ሳንኩ ኣብዚ ከቢድ እዋን በይነይ ተሓመልክዎ ሓደ ሓደ እዋን 2 ማዓልቲ ብዘይ ሓሶት ድቃስ ይድቅስ ኣይ ነበትኩን ግና በርቲዐ ነብሰይ ሰነፍ ኣይ ኮንክን ካብ ካብ ዝሓለፍክዎ ያክል ብምባል ክሰርሕ ከም ቀደመይ ነብሰይ ኣእሚነ። ከም ሓድሽ ተሳኩ ተሲኤ ተስፋይ ውን በሪኹ ሰሪሐ ተስፋ ዝኾነኒ 2 ዓመት ካብ ሰብ ተኸዊለ ቴሎፎነይ ቀይረ ብጀካ ናይ ስራሕ 50 ሽሕ ዶላር ሒዘ ኣብ ዚ ሕጂ ጽቡቕ ሂወት ኣለኹ መስተ ጋለነስተይቲ ምስ ስራሕካ ዝናኻ ዘሳኒ ኣይ ኮነን ቀዳማይ ንሱ ዩ ሰብ ባኣኻ ጽቡቕ ክዛረብ ኮሎ ሎሚ ትሕትና ተማሂረ ዙሮት ወጊድ ኢለ ኣብ ጎነይ ኮይና ሓብቲ ትኾኒኒ ረኺበ ናታ እጃም ውን ተሓዊስዎ ሰላም ኣለኹ ልዕሊ ኩሉ ዝሙት ውድቀት ዩ ዘንጻልካ ብዘይ ምግናን ክሳብ 25 ዝኾና ደቀንስትዮ ክዝሙ ኪኢለ መልከዐይ ኣይ ኮነን ኣጋጊወን ካባይ ዝጽቡቑ ኣለው ሎሚ ክዝክሮ ውን ኣይ ደልን የ ኣይ ንዕሹ ኣሕዋተይ ሰብ ክንእደና ኮሎ ትሕት ንበል ትዕቢት ውድቀት ዩ ዘምጽእ ካባይ ተማሃሩ።
ዋላ ብሂወት ዘየለው ኢካ ተዛረብ በኣል ማራዶና
Drbayat sebey kemey gera habtam ktkowun tdeli eziom kea b welfi genzebom yet full 😂
ሮናልዲንሆ ኣይወደቀን ገሊኡስ ትውስከሉ ኢካ ።
Haki mzrab kuauso agri bshefatu zmehader nay alemna tfat koynu ayu zsmani bzkone yhznuka mesakin ngliom kzarebulu zeykalu Kala mstir keyhalewem zeyterf ayu alemna seytina slezkonet o amlak selamka lak lali hgus konka mnbarn tana mhlawn serihka bselamn mnbar zbelx antay keyhlu amlak hdat hibu hiwetom bselam zkxlulu yfterlom hgus seb abza alem whud ayu zhzn dma ayu xnat yhabena fetari💙💙💙🙏💊💊💊
Nay behaqi fetiga haweye nice xebuk aleka abe srhaka fuley eebitene yemneleka qexelo yemelaleka kebretey ❤❤❤❤❤
ኣንታ ሓወይ ሚስ ገንዘብካ ዶ ዳ ትነብር ኢካ ዳሓር ኢዞም ትጸቕሶም ዚጸናሕካ ኻ ካብቲ ዝኽፈልዎ ዝነበሩ ወጺዮም ኢዮም ከመይ ገሮም ሚስ ገንዘቦም ኪነብሩ ትሓስብ ሂወት ሎሚ ኣለካ ጽብሕ የለካን ኣጆካ ግን ኣይ ትሕመቕ!
Bzey yesus kurstos hubbies habti kulu whsnet yebulun
መናጢ ዕቩድ ሻዕቭያ ዶግ
Life is up and down
ጹቡቕ መደብ ግን ኣናብባ ኣዝዩ ዚሒሉ