ኣሰራርሓ ጥዑም ኣባዕከ/ Abake/ How to make Fenugreek juice(Abake)

Author Avatar

hiwi kitchen

Joined: Apr 2024
Spread the love

ኣሰራርሓ ጥዑም ኣባዕከ/ Abake/ How to make Fenugreek juice(Abake)


#Eritrean
#Ethiopian
#hiwikitchen
#Abake

ሰላም የሕዋተይ እንቋእ ደሓን መጻእኩም፡ እምበኣር ንሎመዓንቲ ድማ ንጥዕናና ኣዝዩ ብዙሕ ጥቅሚ ዘለዎ ናይ ኣባዕከ ጽማቅ እየ ሒዘልኩም መጽየ ክትፈትውዋ ድና ተስፋ ይገብር።
እዛ ቪድዮ…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

38 Comments

  1. Hi hiwi፡ ኣባዕከ ብጥሪኡ ኣብ መጽሞቂት ከየሕደርና ሽዑ ንሽዑ ጸሚቅና ተሰቲናዮ ኣብ ጠቅምታት ጥዕና ልክዕ ከምቲ ሓዲሩ ቦኪዑ ዝስተይ ሓደ ድዩ ወላ ፍልልይ ኣለዎ? ኣብ ጥቅምታት ጥዕና ማለተይ እየ፡ thanks

  2. ግን ኣባዓኸ መርጎዲ ኣይኮነን እንድዩ ? ተገድስኪ መልስልይ, ምኽንያቱ ክሮጉድ ኢለ እየ ዝሰትዮ 37 ኪሎ እየ ተገዲስኪ መልስለይ😪😥

  3. ናይ ዒድ ዓብከ አዝኪርክኒ 😄ቤስ መዓር ነምጅምርያ ገዜ የርኦ አልኩ ኮምኡ ወን ቃርፋ በዝኾነ ጽቡቕ ሰራሕ

  4. ሰላም ሐዊ በጣም አመሰግናለሁ በጣም ቀላል ዘዴ ነው ያሳየሽን እግዛብሔር አብዝቶ ይባርክሽ ትግርኛ ችግር አለና ስታወሪ ስለምትፈጥኚ ለኔ ከባድ ነው so አብሹን ካጠብሽው ቦሐላ ዘፍዝፈሽው ታድሪያለሽ ወይስ ወዲያው ነው የምትፈጪው