ን ወለዶም ዝኸሓዱ ህቡባት ሰባት

Author Avatar

KB react

Joined: May 2024
Spread the love


ን ወለዶም ዝኸሓዱ ህቡባት ሰባት


Copyright Act 1976 , allowance is made fair ” use ” for purposes such as criticism , commenting , news reporting , teaching , scholarship , and research . Fair use is a use permitted by copyright statute that might otherwise be infringing . Non – profit , educational or personal use tips the balance in favor of fair use . 1 ) This video has no…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

28 Comments

  1. Kubureka bihaki nay weldi bimkrabka wlad kitilem yeblun endiu ,gin kea gele abotat bihaqi Rugumatin siditatin alwu Bihqi aZeysine migibr Zigbiru Nidekm himak zigdifu nimxaei, Telephone delye alku Fiqadika ente koynu ,BUZUH TEMHIR eye KABAKA Yekeniyeley edimen tienan yihabka EGIZIABIHEIR!!

  2. እዚ ኹሉ ደምጸኦ ሳዕቤናት ኣሎ ኣብ ሂወተይ ሬኤዩ ዘይፈልጥ ንብዓት ወዲ ተባዕታይ ኣጋኒፉኒ።ኣብ ስርሐይ ሓደ ካብ ጀርመናዊትን ጋናውን ዝተወልደ ዓርከይ ኣሎኒ ነቡኡ ኣዚዩ ድጸልኦ መጽሊኡ ግን ጸሊም ወይ ኣፍሪቃዊ ስለ ዝኾነ ኣይነበረን በቃ ኣዲኡ ኩሉ ጊዜ ኣቦኻ ገንዘብ ከይ ህበኒ ኢሉ ኢዩ ኒ ጋና ተመሊሱ ንስኻ ንኽትውለድ ድሌት ኣይነበሮን በቃ ኩሉ ኩፉእ እንዳ ማሃዘት ኢያ የዕባቶ፡2021 ኣጋጣሚ ቢዕላል ዕላል ዝተላዕለ ነቦኻ ክትረኽቦ ፈቲንካ ዶ ትፈልጥ ኢለ ምስ ሓተትክዎ ፈጺመ ገጹ ክርእዮ ኣይደሊን ኢየ ደሃዩ ዊን ኪገብር ኣይደልይን ኢሉ ምስ ነገረኒ ኣዚየ ሰንቢደ፡ ኣቦኻ እንታይ ሺግር ከምዘጋነፎ ወይ ቢኸመይ ምስ ኣዴኻ ከም ተፈላለይ ኣቦኻ ወላ ይደሌካ ነሩ ይኸውን ሽግር ናትና ናይ ኣፍሪቃውያን ኣይውደኣን ኢዩ ደሃይ ኣቦኻስ ክትፈልጥ ኣለካ ኢለ ድሕሪ ምሕታተይ ኣምላኽ ግዲ ኣማኺሩዎ ብዘረባይ ኣዚዩ ኣይቀሰነን ደሃይ 28 ዓመት ዘይ ፈልጦ ወላዲኡ ከጣይቕ ጀሚሩ።ኣዲኡ ኣይፈልጦን ኢየ ኣድረሱ ዊን የብለይን ኢላ ድሕሪ ምቕባጻ እቲ ጽቡቕ ግን ስእሊ ናይ ኣቡኡን ስም ኣቡኡን ኣባሓጉኡን ሒዝዎ ስለ ድጸንሐ ኣብ ኤምፓሲ ናይ ጋና ኮይዱ ምስ ሓተተ ድሕሪ 6ወርሒ ዕለት 23.09.2021 ፋልማይ ምስ ኣቡኡ ፊት ንፊት ኣብ ኣየር ፖርት ተራኺቦም ኒ 20 ደቒቕ ድኸውን ብንብዓት ኣቡኡ ጠምጢሙ ሓቒፍዎ ቓንዛ እቲ ሰብኣይ ብርቱዕ ምንባሩ ካብ ንብዓቱ ትፈርዶ። ምስ ኣቡኡ ምስ ኣዕለልና ግን ኣዲኡ ከም ደእሰረቶ ኒ ጋና ከም ዲ ጥረዝ ከም ድገበርትን ብድሕሪኡ ኩሉ ኣድረሳ ከምዝቐየረትን ንሱ 2 ጊዜ ኣብ ጀርመን መጺኡ ከምዝቐበጸን የዕሊልና ሹዑ ዎዱ ኣዚዩ ደንገጸሉን ፈተዎን ኣድነቖን ካብ ንድሕሪት 3 ጊዜ ዕረፍቱ ኣብ ጋና የሕሊፍዎ ሒጂ ኸኣ ሽግርና ኣይውዳእን ኢዩ ኒሕና ኣፍሪቃውያ ኩሎም እዚኦም ደምጻካልና ኣፍሪቃውያን ኢዮም ሜድያታት ዊን ጸቕጠን ደምጸኦኦ ከኽፈኣ ወይ ነፍሪቃውያን ከጸልማ ደምጸኦኦም ኢየን እንበር ብዙሓት ጸዓዱ ኣለው። ሓብትኻ ሚምርዓው እንተዘይኮይኑ ኣብ ቃንዛ ምንባር ኢዩ ❤❤❤

  3. ምአግለጺ ጽቡቅ 🎉
    ግን ኣርእስትን መግለጽን ተሰሓሒቱ መን ኢዩ ዝኸሓደ ወለዲ ወላስ እቶም ውሉዳት ተኻሒዶም?

    ካብ ዓማውቲ ዓመታት እንተ ትትካ ከኣ ጽቡቅ።

  4. እዚኦም ጸለምቲስ ፍቕሪ ናይ ደቆም ዘይብሎም ዓንጃላት። እዚአን ናብ ናይጀርያን ካልኦት ጸለምቲን ትኸዳ ኣዋልድ ተጠንቀቓ

  5. ብጀካ ነይልስ ኩሎም ሓቆም እዮም ክጸልእዎም ኔይልስ ግን ንዘዕበየቶ ወላዲቱ ምክሓዱ ጌጋ ኣለዎ ወላ ፍቅሪ ትክልኣዮ ግን የዕብያቶ እያ ሕማቕ ጌሩ

  6. ክሎም እዞም ዝተጠቀሱ ሰባት፡ ማለት ኣድባዮር፡ ዓሊ፡ መንፊስ፡ ባላቶሊ ብባህሪኦም ውን ካብቶም ስድታት እዮም

  7. ናይ ኣፍሪቃውያን ታሪኽ ፍሉይ ስለ ዘይኮነ እዚ ኣምጺእካዮ ዘለኻ ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ኣይሰማማዓንን። ምኽንያቱ ናብራ ጸሊም ጸሊም ዩ

  8. እንታይ ኣጋጢምዎም ኣይፈልጡን፡ ህይወት ብዙሕ ነገር'ያ ውላዱ ዝጸልእ የለን ህይወት ልዕሊ ዓቅሙ ምስ ዝከውን ግን …! ዳሓር ስድራ ኣብ ፍትሕ ተበጺሖም ኣቦ ንደቁ ክጥውር ኣይኮነን ንነብሱ እኳ ዝኣልዮ ይደልይ፡ ኣደ ኳ ትሓይሽ ነብሳ ተኣሊ እያ፡ ስለዚ እዚታት ክርዱኡሎም ይግባእ ።