🔥🔥🔥Himbasha recipe/Ambasha Eritrean/Ethiopian bread – ሕምባሻ /አምባሻ – H’mbasha -#aloniab

Author Avatar

Aloniab

Joined: Apr 2024
Spread the love

🔥🔥🔥Himbasha recipe/Ambasha Eritrean/Ethiopian bread – ሕምባሻ /አምባሻ – H’mbasha -#aloniab

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

40 Comments

  1. ኣነስ ኩሉ ጊዜ እየ ነዛ ቪድዮ እናረኣኩ ዝሰርሓ ሓንሳብ ሓንሳብ ዓቀን ይድርበሸኒ ተመሊሰ ቪድዮኪ ሪኤ ድማ ይሕንብሻ ግን ኣዝያ ጥዕምትን ኣዝያ ድማ ደስ ትብል ሕምባሻ እየ ዝሰርሓ ሳቢ ሽኮር ኣብ ዉራይ ሒዘያ ከይደ ወላ እዉን ኣብ ናይ ዉላደይ ትምህርቲ ሒዘያ ከይደ ክትጥዕም እንታይ ጌርክሉ ኢለናኒ ኣዝዩ ድማ ደስ ኢልኒ ጥዕምቲ ስለ ዝበላኒ 💕💕💕ንዓኪ ድማ ኣዝየ እየ ዘመስግነኪ ሳላኪ ጥዕምቲ ሕንባሻ ክሰርሕ ምክኣለይ ወላ ደቀይ እዮም ዝፈትዉዎ ኤርትራ ባኒ ኢሎም እዮም ዘላልይዎም ምስ ኣዕሩክቱ ❤❤❤❤