ኤርትራዊ ምዃነይ ይሕበን እምበር ምኹራዕ ሲ ኣይጸብቐለይን – New Eritrean Music/Movie/Film/Video – 2025

Spread the love


ኤርትራዊ ምዃነይ ይሕበን እምበር ምኹራዕ ሲ ኣይጸብቐለይን – New Eritrean Music/Movie/Film/Video – 2025


ኤርትራዊ ምዃነይ ይሕበን እምበር ምኹራዕ ሲ ኣይጸብቐለይን – New Eritrean Video – 2025

Enjoy, Comment, Like, Share & Subscribe !!!
For more videos SUBSCRIBE ON You tube – https://www.youtube.com/channel/UC9Ds…​
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜 Comment ✔
contact via-…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

34 Comments

  1. I understand your argument.
    There has been no visual change or improvement in Eritrea in the last few decades.
    However, the question should be asked why no solution has been achieved.
    Let me explain it to you with an example: If you know a person who goes through thick and thin with you, but after a while keeps giving you trouble and attacking you from all sides. How would you personally react?
    I suspect you would distance yourself from this person in order to protect yourself. The same applies to a country. Look at all the countries in the world. They instinctively protect their fatherland. And that is how it should be supposed to be!

  2. ኣነስ eritrawi ሙኻን ኣጽሊኡኒ ኣሎ…ብጃኹም ሓቅን ፍቅርን ሰባት ኑኩን ሃገርና አንዳሞተት ከመይ ኣቢልና ንሑሱ alona😢😢😢

  3. Ehhhh ygermeka u msgun hawey nhna kea eta sma ember habta rienayo zeynfelt memekhit bahri alatna beti zhasare chew(salt) keman kemhuxa kab wshti bahri tegahitu ena teshete maere kalie asbeza yshyet fish emo gdefo anes ab sdrtiye ztiemo zeleku beta bahrin dendesan keman bsenki menqesaqesi rienayo zeynfelt 90% ena

  4. ኤርትራዊ ዘይኮርዐ ከ መን እዩ ክኾርዕ ንስኻ እቲ ስምዒት የብልካን ነቶም ዘለና ሕደገለና ንኾርዕ ንሕበን ። ስደት ዶ ፕሮስስ ዶ ኢልካስ እወ ሓቅኻ ንብለካ መሲልካ ድዩ እወ ሕጂ ከማን ኩራዕ ኤርትራዊ እዞም ኣብ ስእሊ ዘምጻእካዮም ክኣ ኣምበሳደር ሃገሮም እዮም ክትፈልጥ ብሂወቶም ብፍልጠቶም ብገንዞቦም ብጉልቦቶም ደረቶም ነፊሖም ኣብ ጎኒ ሃገሮም ኣንጻር ኩሉ ጸረ ሃገር ደው ዝበሉ ጀጋኑ እዮም።

  5. ሰላም ኢንጂነር ምኩራዕ ጸገም ኣለዎ ድዩ?
    ምኩራዕ ከመይ ኢልካ ምስ ዕብዳንን ስክራንን ተተኣሳስሮ? ምናልባት ንውሑዳት ኣብ ግምት የእቲካ ፍርዲ ትህብ ዘለካ ይመስለኒ። ነገር ግን ሕሉፍ ሃገራዊ ማለት ሃገርካ ምፍታው ኢዩ
    ዝመስለኒ። ምናልባት ነቶም ስለዝጸረፍካ ሃገራዊ ትከውን ዝመስሎም ውሑዳት ኢያ ትበቕዖም እዛ ሓሳብካ። ንሳቶም ከኣ ሓሳባት ስለ ዘይብሎም ኣብ ጸርፊ ክዕቆቡ ኢዮም ዝደልዩ። ብዝኮነ ግን ምኩራዕ በቲ ኣወንታዊ መንገዱ ዝጽላእ ኣይኮነን። እንተ እቲ ኤርትራዊ ኣይምመርጽኩን ዝበልካዮ ግን ጌጋ ይመስለኒ ከመይ ጌርና ሃገርና ንሃንጽ ገዲፍካ ሰብ ዘማዕበሉልካ ዓዲጓና ምምቡሃቕ ኢዩ።
    ሓሳብካ ኣበርክቶካ ጽቡቅ ኢዩ ጉዳይ ሃገርና ባዕልና ሓላፍነት ወሲድና ንምምዕባል ሓላፍነትና ኢዩ……

  6. Ata hawey,nska aytkura,ayegedsenan,eyu,
    Nkoren,nhbenn,alena beritrawnetna,
    Gda,beza teqrba,medeb mkri habuna zeytqtsel sq ilka,
    Hatewtew tbl,hager ab YouTube aykonun amtsioma,kulu shgr mekera halifom eyom eritrawi kemtbhal geromka,enber tchfleq mhaleka bezom reshat gorobet Ethiopia

  7. ናብዚ ጋህዲ ሓቂ መጺኻ ኣፍ ኣብ ጸልማት ዘሎ ህዝብና ክትከውን ብጣዕሚ የ ተጸቢየካ። ኣጆኻ በርቲዕካ ቀጽሎ ምሶጉነይ። 💙💙💙💙💙💙💙💙

  8. Xbuq ✍️ allleka qexlo💙hanti gn ab qexali aqrbelna eka, nsa ka Eritrawi si mennet dyu wey si ziegnet??? Ane Eritrawi ziegnet eyu nay 9 biehierat ele eye zeamn. Naytom 9 biehierat ka nenahtna mennet alena.ane hji wedi tigrigna eye mennetey dma tigrigna eyu ele eye zeamn.
    Bzkone melsley eka keytnetra !! Eza hto zrhateka zeleku ka gele degefti hgdef Eritrawi mennet eyu kblu sle zsemie eye?? Thanks qexlo 💙✍️

  9. ጅግና ብጣዓሚ ደስ ዘብል ሓሳብ በዝ ኣዛራርባኻ ምዓረ ዓለማት ዝተስራዓኩ ተሰሚዕኒ ምሱጉን ሓወይ ከምዝ ናትካ ብልሓቲ ሰባት ዓሰርተ ሰባት አየም ዝድልይዋ ኣጀና ኣብ ዝሓጸረ አዋን ኩንከርዕ ኢና ኣምላክ ይሓግዘና

  10. ዘመናዊ ሕርሻ፡ምዕቡል ትሕተ ቕርጺ፡ ጽቡቕ ስነ-ምግባር (Ethics) ዘለዎ ሕብረተ ሰብ፡ቀንድን ወሳን ነገር ከኣ ሓጺር ይኹን ከፋት ክዳውንቲ ዘይክደና(ዘይለብሳ) ደቂ ኣንስትዮ ምህናጽ ማለት ኣብ ስራሕ፡ኣብ ትምህርቲ፡ኣብ ልምዓት፡ኣብ ምክልኻል ሃገር ክንዋፈር እንተ ደኣ ኮይንና ካብ ዕብዳንን ምንዝርናን ክንእለ ስለ ዘለና ኢየ።ብዝያዳ ከኣ ክብርታተን ዝዕቅባ ክቡራትን ሕፉራትን ኣዋልድ ንኽህልዋና ኢለ ኢየ እዚ ሓሳብ ኣቅሪበዮ

  11. እታ ናይ ጽባህ ኤርትራ እንታይ ክትከውን ትደልዩ ዝበልካያ ዘረባ ብሓጺሩ ደሃብ ፋትንጋ ናይ ሓባር ገይራ መሊሳትልና ኣላ ኣብዛ ሓዳሽ ደርፋ

  12. ብሰንኪ ኣሜርካን ምዕራውያን ዩ ዘይማዕበልና ወይ ጠንቂ ጽንተትና ምዕራውያን ኢዮም ክብሉኻ ኢዪም እዚኦም ቡጸኣን ደቂ ዓድና ቁሩብ ስክፍ ከይ በሉ

  13. ያ ብሓቂ ብሰላሕ መላሕ ናብ ስደት ዳፈለስና ኣብ ዉሽጢ ዓዲ ኣይምሃር፡ ኣይወልድ ፡ኣይምርዖ ሓቅነት ዘይብሉ ኪናት ተጎሲስና ንጠፍእ ህዝብና ብሕማም ክሳቀን ስኣን ሕክምናን መዳኒትን እንዳጠፈአ ነየን የ ኩራዕ ክበለሉ ኣይፋል ነዚ ስርዓት ኣሊና ዓድና ምስ ሃዝና ቁዋምና ምስ ገበርና ተኮራዕና ኣየኽፍኣልናን ኣብዚ ግዜ ግን ድንን ኢልና መፍትሒ ክንደሊ እንበር ክንምካሕ ዘሐፍር ዩ ስለዚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ሓዋይ ኣጆኻ በርትዕ።