
ኣኼባ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ፣ ንዂናት ንዳሎ? #TigraiPress #Ethiopia #TigrayWar #Eritrea #RedSea #RedSea #TPLF
ኣኼባ ፀጥታ ሓይሊታት ትግራይ፣ ንዂናት ንዳሎ? #TigraiPress #Ethiopia #TigrayWar #Eritrea #RedSea #RedSea #TPLF
Security Forces Meeting: A Prelude to War? [ተመዛበልቲ ምዕራብ ትግራይ ናብ መረበቶም?]
Please join this channel to get access to perks: https://www.youtube.com/channel/UCmhUaIwZpnz4QYTzv-verjA
Please support TP via Zelle: 1 945-444-0102
Please consider supporting Tigrai Press through Super Chat & Super…
source
Reviews
0 %
User Score
0 ratingsRate This
Sharing
45 Related Posts
Related Posts
Ethiopia – በፑቲንና ዘለንስኪ የታመኑት ሰው! የጠቅላዩን ሽልማት ሊወስዱ?
0
reactions
2
views
የፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ዘርፈ ብዙ ፋይዳ Etv | Ethiopia | News zena
0
reactions
2
views
Naturism Trail – A Global Perspective
0
reactions
4
views
Ethiopia – ሊቆም ያልቻለው መሬት መንቀጥቀጥ 126 ሰዎች በርዕደ መሬት ሞቱ
0
reactions
4
views
ትግራይን ኣኼባን ማዓስ የብቅዑ? ኣኼባ ኣብዝተፋሰስ እዋን ንትግራይ ውድቀት ሕፍረት ዶ ኣይኮነን።
ንመጀመርታ ግዘ ናብ ደደቢት ዝወረዱ:-
1,ስዩም መስፍን (እምባዬ)
2,ስሑል ኣየለ (ገሰሰ)
3,ኣግኣዚ ገሰሰ (ዘርኡ)
4,ቀለበት ታየ (ንጉሰ)
5,ፀሃዬ ካሕሳይ (ኣረፋይነ)
6,በሪሁ በርሀ (ኣረጋዊ)
7,ግደይ ዘርኣፅዮን (ፋንታሁን)
8,ሙሉ (ሙሉጌታ) ሓጎስ (ኣስፋሃ)
9,ኮኾብ መለይ (መብራህቱ)
10,ካሕሳይ ብርሃነ (ምስግና)
11,ሚኪአለ ታከለ (ኣብተው)
ኣስገደ ገ/ስላሴ የለን:: ብሬ ተጋጊዩ እዩ: 22:42 :
ብራሐነ ብጣእም ጕበዝ እኻ ናይሐደ አይትወግን ንትግራይ ህዝብ ዝጠቅም ስራህ ስራህ ትምክፍፋል ንፀላእትና ቦታ ማሀብ እዩ አካዳና ነስተካክል
ብረሃነ ጀግና
men wedibwo
ኣታ ሰብ ዝወዲ እዙይ ዘራጊ እዩ ጨና ሰላም የብሉን ጥዕና እንተሃሊዩካ ኣይትዓድሞ:
❤❤❤❤
The prosperity party is part of it they are all in Tigray they don't need it.
NICE
ጂ ኤስ ቲ ኤስ ዝበሃልስ ህዚ ህልውና አለዎዶ ? ንምንታይ እዩ ጻድቃን ዝገብሮ ዘሎ ብሽሞም ምኻኑ ይፈልጡዶ ሓደ ነገር ዘይብሉ ? መሁር ክንጸልእ ይገብረናሎ ጻድቃን ::
ካብ እንቢ አይፋልናን
ፃድቃን ፅንተት ትግራይ ዘቀፅልን ናይብልፅግና ገረድ እምበር ናይትግራይ ቢሄራዊ ራብሓ ዝሓሸሸ እዩ ጉጅለ ግምት።
ብርሀነ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሽመልስና አብይ ስሮሖምእዩ ዝሰርሑ ዘለው ግምት ግን ብግምት እዩዝኸድዘሎ።
ሕቶ ንተጋዳላይ ብርሓነ ብዛዕባ ጀነራል ፃድቃን እቲ ስርሑ ከምቲ ዚበልካዮ እንትኮን ግን አብዚቀረባ ማዓልቲ አማንኤል አሰፋ አብ ሖርዞንታል ትቢ ቀሪቡ ፃድቃን በዓል ፅኑኦ መትከል ንዚሰርሖን ሙሉእ ሓላፊነት ወስዱ እዩ ዚስርሕ አፋላላይ እኳ እንተሓለወና የድንቆ እየ እሉ ቅድም ካልእ ነይሩ እቲ ዘረብ አብዙይ ዘለካ ሓሳብ እንተትገልዕ
🎉❤🎉❤🎉🎉
2+Jeganu❤
ቆርዋዕ
ሃይለሚካኤል ኣብከምዚ ዝመሰለ ሑሱር ነገር ክኣቱ እየ ኢለ ኣይተፀበኽዎን ኣሉላ ብገንዘብ ሃይማኖቱ ኣይኮነን ሰበይቱ ብገንዘብ ክሓድገሎም ተትሓትዎ ውሰድዋ ዝብል ስሱዕ ሰራቒ ምኻኑ ትፅበዮ ኢኻ ብተስፍሽ ግን ንኽኣምኖ ኣፀጊሙኒ እዩ ዘሎ
ተጋዳላይ ብሬ ማራ እየ ዘድንቀካ ጀግና እኻ ነዞም ሓሰውቲ ክቃልዑ ኣለዎም ቀፅለሉ
Birhane you became top lier.
ዕውራት ኮራኹር ደብረፅንተት
I love you brie , and i proud on you.
I admire your expression brie
Yes of course , even beyond abdisa
Mr. Administrator, please use Tigregna language only. Tigray people know you are educated. Don't worry about that.
ምምሕዳር ግዝአት ክምልስ እንተዘይተኻኢሉ። ትግራይ ከም ትግራይ ጠፊእና ኢና ።
ትዲፊ ወርቂ ባዕሉ ይወንኖ መሪቱ የምልስ ።
ምምሕዳር ግዝአት ክምልስ እንተዘይተኻኢሉ። ትግራይ ከም ትግራይ ጠፊእና ኢና ።
ትዲፊ ወርቂ ባዕሉ ይወንኖ መሪቱ የምልስ ።
ሓሳዊ እካ መን ቆፂሩካ እዩ
ይመቸካ ብርየ ደስ ዝብል መግለፂ
ከማኩም ዝሕሲየለን ከም ጉጅለ አደመ ዝተፀልእ ሰብ እስከብ ሀዚ አይረአናን