ኣብ ግዜ#ጾም ፡ ዝስምዑ እኩባት ናይ #ንስሓ መዝሙራት @medloteaminNew Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur

Spread the love

ኣብ ግዜ#ጾም ፡ ዝስምዑ እኩባት ናይ #ንስሓ መዝሙራት @medloteaminNew Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur


Subscribe ብምግባር ቤተ ሰብ ይኹኑ ።
ካልእ ናይ ናስሓ መዝሙር

YouTube player

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

30 Comments

  1. ነብሴ ሆይ ብመንገድ አምላክ ትማላለስ አብ አምላክ ትወከል ካብ ክፉአ ነገረ ይሰዉረና አግዚአብሔር አምላክና በመጨረሻ ግዜና አምሕረልና የኔ አባት 😢🤲🤲🤲

  2. ዎ ኣምላኽ፣ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ ሐድስ ገጽካ ኻብ ሓጢኣተይ ከውሎ፣ ንብዘሎ ኣበሳይውን ደምስሶ።
    ዎ ኣምላኽ፣ ኣምላኽ ምድሓነይ፣ ካብ ዕዳ ደም ኣናግፈኒ፣ ልሳነይውን ንጽድቅኻ እልል ክትብለሉ እያ።አሜን በአዉነት ዝማሬ መላአክት ያስመዐልና አቤቱ የዳዉት ልጅ ሆይ ማሓረና ይቅር በለልና አትየጸያ ሃገርና ሰላም ግበረልና ኹሉ ሃም ፍቃድኻ ይኹን አምላኬ 🥰🥰🥰