ሰራሕቲ ቅያ ፈንቅል ኣብ ገዝኦምን ስደትን – መውደልደልቲ ኣብ ቦታ ዝኽሪ ፈንቅል – New Eritrean Music/Movie/Film/Video – 2025


ሰራሕቲ ቅያ ፈንቅል ኣብ ገዝኦምን ስደትን – መውደልደልቲ ኣብ ቦታ ዝኽሪ ፈንቅል – New Eritrean Music/Movie/Film/Video – 2025


ሰራሕቲ ቅያ ፈንቅል ኣብ ገዝኦምን ስደትን – መውደልደልቲ ኣብ ቦታ ዝኽሪ ፈንቅል – New Eritrean Video – 2025

Enjoy, Comment, Like, Share & Subscribe !!!
For more videos SUBSCRIBE ON You tube – https://www.youtube.com/channel/UC9Ds…​
💚 Like ✔❤️ Share ✔ 💛 Subscribe ✔💜…

source

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

38 Comments

  1. ክቡር ሓው ጽቡቕ መደብ ኢኻ እተቕርብ
    ሕጂ ግን በቲ ኣዚዩ ዘሕዝነኒ ዘተሓሳስበኒ ኣቅሪብካ።ስርሒት ፈንቅል ክብሃል ከሎ ንዘይወዓሎ ቀሊል ኮይኑ ይስምዖ ይኸውን
    ኣነ ኣብ ከቢድ ብረት ኣጋር ሓኪም ኮይኔ ስርዓት ደርግ ጎረርኡ ዝሓነቕናሉ መድረኽ ኢዩ።
    ናይ ዓይኒ የብለይ ውግእ ክብሎ ይደፍር ካብ ግንባር ከረን ሮራ-መንሳዕ ተደራቢ ሓይሊ ረዳት መጺእና ምስቲ ዒፍዒፍታ ግመ ዝጠልቀየ ክዳንና መንቀጺ ዘይብሉ ለይትን ምዓልትን ዕርፍቲ ዘይብሉ ጸላኢ ንባጽዕ ከምልስ ዘሕለፍናዮ ርብርብ ንዕኡ ኣሕሊፍና ህዝብና ሓርነቱን ናጽነቱን ጨቢጡ ሕረስ ሓረስታይ ሸቅል ሸቃላይ
    ንገድ ነጋዳይ ዝተጸበናዮ
    ዝኸፍአ ባርነት ስዒቡና።
    ዝከፍአ" ግዝኣት ቱርኪ"
    ኢዮም ዝብሉ ኔሮም ቀዳሞት ካብኡ ዝኸፍአ መጺኡና ።እቶም ስንኩላን ማይ-ሓባር ሓኪምና ዘሕወናዮም ምስተረሸኑ ኣዚዬ ጉህዬ ሕጂ እኳ ኣብ ስደት ኮይኔ ታይ ክሰምዓሉ ታይ ክርእየሉ ዘሕዝን ኢዩ ።ዘሰቅቕ ኢዩ።
    ነየናይ ዘኪሬ ነየናይ ክገድፎ እንታይ ከምዝዛረብ ይጨንቀኒ።

  2. ንሕና ከ ከምናይ ሻዕብያ ነቶም ዝሞቱን ዝሰንከሉን ኣብ ስልጣን ዘየለዉን ኣክቢርና ነቶም ኣብ ስልጣን ዘለዉ ንወቅስ ዲና ክንከውን ዘለና ዋላስ ስነ ሓሳብ ሻዕብያ ናትና ኣይኮነን ክንብል ኢዩ ዘለና።እወ ብስጋ ኣቦታትና ክኮኑ ይክእሉ እዮም ብሓሳብ ግና ጎዳእትና ኢዮም

  3. መጀመርያ ክቡር ኢንጅነር ምስጉን ኣብ ህይወትካን ስራሕካን ዕድመን ፡ ኣሳልጦን ይምነየልካ ።
    ብእትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ንምቕቓሕ ህዝብኻን ፡ ምድሓን ሃገር ኣዝየ የድንቐካ ።

    ንሕና ታሪኽ ኣቦታትና ንዘለኣለም ክንዝክሮን ከነኽብሮን ኢና ። ኣቦታትና (ልእላውነት) ኣምጺኦም እዮም ።ንሕና ከኣ ሓርነትና ከነምጽእ ንቃለስ ኣለና ።

    ሕጂ ግን (ፈንቅል) ትብል ሎጎ ጀሚርና ብቐይሕ ባንዴራ ጌርና ነቲ ቃልሲ ንጀምሮ ። ከምቲ ኣሕዋትና በርጌድ ንሓመዱ ጀሚሮሞ ዘለዉ ። እዚ ከኣ ኣዚና ክንጉስጉሰሉ ዘለና እዩ ። ግን ምስ እቲ ስርዓት ተባቲኽና ናትና ክንገብር ኣለና ይብል ። ርእይቶ ናትካ ክጽበ እየ።

  4. ተጋዳላይ ተጓሒፉኢዩ ንኸምዚ ኢልና ኣይተጋደልናን ዝኽሪ ስርሒት ፈንቅል ኣኽቢሬ ኣይፈልጥን እዬ።
    ክልተ መርገጺ ሒዜ ክኸይድ ውን ኣይክእልን እዬ።

  5. ዋውውውው፡ብዘይ ማይ፡ዝወሓጥ ዘረባ፡እንተ ደገፍቲ ረርእሶም ትረክቦም ኣለካ፡ክጸልእካ ዮ ቀጽሎ ዝዓርከይ ዝተሓነቀ ይተሓነቅ

  6. ክቡር ሓው ብእተቅርቦ ኩሉ መደባትካ ብጣዕሚ ደስ ዘብልን ኣገዳስን ቁም ነገር ሓዘልን መሪር ሓቅን ዝሓዘ ኢዩ። በዚ ቀጽሎ። ሓውካ Solomon.

  7. እዚኦም ናብ እራዊት ዝቀረቡ ሰባት ክትብል ትጽገም ሕልና ኣልቦ ሓወይ ሕንጻ ገዛ ትብል ኣለካ ሕንጻ ሰብነትና እካ ኣፍርሰሞ ኣለዉ እዚኦም ድኣ ዝትሃንውጸ የፍርሱ እንበር ክሃንጹ ክኣ 2014 ዘፍረስዎ ክንደይ ገዛ ዉቲ ኢዩ ሃገርና ጽብቅ ህንጻ ዘይደልዩ ሕክምና ይዕጽዮም ቤት ምኣሰርቲ ዝሰርሑ ኣረመናት አምላክ ግን ይቅረ ይበለም እቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ኣብ ቅድሚ ኣምላክ ክሕትቶም ኢዩ