ምስ ራፐር ቬሮን ፍሰሃየ ኣብ መበል 31 ዓመት ዕለተ-ልደቱ ዝተገብረ ዕላል – New Eritrean Movie – 2025 (2nd uploded video)

Spread the love


ምስ ራፐር ቬሮን ፍሰሃየ ኣብ መበል 31 ዓመት ዕለተ-ልደቱ ዝተገብረ ዕላል – New Eritrean Movie – 2025 (2nd uploded video)


ምስ ራፐር ቬሮን ፍሰሃየ ኣብ መበል 32 ዓመት ዕለተ-ልደቱ ዝተገብረ ዕላል – New Eritrean Movie – 2025 (2nd uploaded video)

እንቋዕ ናብ Paradise Media ብደሓን መጻእኩም። ኣብዚ ቻነል እዚ፡ እናኣዘናግዑ ዝምህሩ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ፡…

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 1   +   9   =  

32 Comments

  1. ኣብ ኢቶፒያ ዘለኩም ስነጥበቤኛታት ብጣዕሚ ኢኩም ኑፉዓት በታ ደላትኩም ሰብ ከተሕጉሱ ትጽዕሩ ኣጆኩም ኣጆኩም

  2. Happy birthday veron ms brkti galka❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  3. 23:00 ጽቡቅ ክትሪኢ ከለካ ወይ ናይቲ ሰብ መንፈዓት ክትገልጽ ምስ ትደሊ ብልምዲ " ኣብ ቅድሜካ ኮይኑ እንበር ንስካ እኮ ጥዑም ኢካ ፡ ኣብ ቅድሜኪ ኮይኑ እንበር ንስኪ እኮ ለጋስ ኢኪ…….." እዚኣ ኣብ ኩልና ኣላ ፡ ንሰብ ግን ኣብ ቅድሚኡ ጽቡቅን ሕማቁን ክትነግሮ ግቡእና እዩ። ልምድና ንቀይር።

  4. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🐪
    💚💚💚💚💚💚💚💚💚
    💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛
    ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️

  5. ኣብ ሓደሓደ ዕላላት ንፉዕ ንፉዕ ኣይወሊዲን ኢዩ ክብሉ ይሰምዕ ኢየ ።ኣብ ገለገለ ከኣ ኣጋጣሚተታተት ኢዩ መስለኒ ይሪኢ ኢየ ። ኣብዞም ስድራ ኣቦን ወዲን ግን ክሊትኦም ብሉጻት ኢዮም ።ነብኡ ዝመሲል እዝግ ይመሲል ኢዩ ::Ich bin stolz auf dich ❤❤