ህጹጽ ዜና፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወጥሪ ሰፊኑ፡ ጉባኤኛታት ኣብ ሆቴላት ተዓሽጎም፡ መቐለ ረብሻ ኣትዩዋ

Spread the love


ህጹጽ ዜና፥ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወጥሪ ሰፊኑ፡ ጉባኤኛታት ኣብ ሆቴላት ተዓሽጎም፡ መቐለ ረብሻ ኣትዩዋ


#EritreaTalkShow #EritreaMusic #EritreaMovies #Eritrea #Ethiopia #Somalia #Sudan #EritreaNews #TPLF

source

Reviews

0 %

User Score

0 ratings
Rate This

Sharing

Leave your comment

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Prove your humanity: 4   +   4   =  

39 Comments

  1. Very good analysis Horn Politic. So, Abiy is forcing Eritreans to join a the 👕 shirt terrorist to get out of immigration jail. He is not doing this on his own. He has advisers from outside to manuevet and pad the number of these violent terrorists.

  2. እቲ ዝገርም ቮድካቸዉ ይቅሬታ ከይሐተቱ ዝብል ወዲ በሻሻ ዶ ይቅሬታ ሐቲቱ ድዩ ደንግየ እየ ሰሚኤዮ ክትምልሰለይ እጽበ

  3. ድካ ሲ ጸጊቡ ኣንተሃደረስ ዝሃፈተመ ይመስሎ ኢተ ሃሰኩም ተህጉስኩም ትሃድሩ ባል ዘሮ ካኣ ሃስዉ ኣበር ኣቲ ዝድለ ዘሎ ሰላም ኣኮ ኣተላይ ናካትኩም ኣዩ

  4. ጸወታ ህጻናት ትሰሓቁ ኣለኹም ምሽ? ኩቡረት ኤርትራውያን። እንታዩ ክገብሩዮም ኣይገብሩን'ም ኢልካ ዘውዳእ ምድግጋም። ይግበሩ ኣይግበሩ እዞም ሰባት እቲ ንጥፍኣት ኤርትራ ክገብርዎ ዝሓስቡ ዘለዉ ብዘየገድስ ስለምንታይ በኸመይ በኒኑ ዓዲ ክውል ይኽእል ትኽልዎ ጎስጓስን ሓበሬታን ዘይትህቡ? እዚ ትደጋግምዎ ዘለኹም ዛዕባ ግን ብንጹ ዘለኩም ስግኣትዩ ዝሕብረና ዘሎ። ሞት ክዳን!! ፍርቑ ዘረባኹም ሳብክራብ ግበሩ ዚብልዪ። ሰብ ሳብ ክራይብ ክገብር ዚኽእል ከምዚ በለካን ለኽዒካን ሰሚዑ ዘይኮነ ዝረብሕ ናዕታ ቁምነገር ኪሰምዕ ከሎ'ዩ እዝስ ኩሉ ክሰምዖ ዘለዎ እዩ ሳብ ክሬይብን ሼርን… ኪገብር ዚኽእል። ሰብ ኣእምሮ ኣለዎ እንታይ ይገብርን ኣይገብርን መምዩ ይፈልጥ እዩ ኢልኩም ንሰብ ክብሪ ሃቡ። ሽሕ ሰብ እንተመጸ እንታይ ቁምነገርኮን ይዛረቡ ይኮኑ ኢሉ ስለ ዚሓስብ እዩ። ከምዚ እንተድኣ ኴንኩም ተመሊሱ ኣይክመጸኩምን እዩ። መዓልቲ መጸት ንኾነን ዘይኮነን ኣዋዓዊዕኩም ሓድሽ ክመጸኩም እንተዘይ ኮይኑ ክሳዕ ዘፈልጠኩም። ንፉዓት ኢኹም ግን ክኣ ሃሰስ ኢልካዩ። ሐደ ጭቡጥ ሓበሬታ ዝሃበ እታ ካብ ኣዲስ ኣበባ ምሳኹም ዝተኻፈለዩ። ካልእ ኩሉ ብሃሰሰ ለባም!!

  5. 👏💪👏💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  6. ዓሻ ተመሲልካ ድራሮም ወድኣሎም። ድራማ እዮም ዝጻወቱ ዘለዉ። ምስ ኤርትራ ውግእ ኣየድልየናን እዩ ዝበሎ ንኣንበሳ ሰራዊት ኤርትራ ክድቅስ እሞ ንመከላከያ ተጠቒምካ ብድሮንን ብነፋሪትን ንኤርትራ ምድብዳብ እዩ እቲ ቀዳማይ ሓሳቦም። እቲ ካልኣይ ሓስባቶም ከኣ ብኤርትራ ተደጊፎም ነጻነት ትግራይ ምእዋጅ እዩ ሓሳቦም። ንነጻነት ኣመሪካ ኣይትሕግዞምን እያ፡ ንኤርትራ ምፍራስን ንኣብዪ ምውዳቕን ግን ክትሕግዞም ትኽእል እያ። ግን ዓቕሚ ስለዘይብሎም ጃላ እዮም ዘለዉ።